ዘይተኸፈሉ ግን ክኸፍሎም ዝግበ ኣኒ መቕጻዕትታተይ ምቁጽጻሮምን መስመር ምት ሓዞምን ማለት ቤት ጽሕፈት ንምኽፋሎም ኣብ ቤት ጽሕፈት ግብሪ ብምካድ ክኽፍል እክእል አየ፣
ምስ ፒ ኢ ኤም ኤም ኤስ "እዚ ኣሕጽሮተ ቓል እዩ"፣

ዘይተኸፈሉ ግን ክኸፍሎም ዝግበ ኣኒ መቕጻዕትታተይ ምቁጽጻሮምን መስመር ምት ሓዞምን ማለት ቤት ጽሕፈት ንምኽፋሎም ኣብ ቤት ጽሕፈት ግብሪ ብምካድ ክኽፍል እክእል አየ፣

ምስ 
ፒ ኢ ኤም ኤም ኤስ "እዚ ኣሕጽሮተ ቓል እዩ"፣

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ26 juil. 2021

እንታይ ኢዩ?

ፒምስ"PIMMS" ፒኢ ኤም ኤም ኤስ ብዘይተክፍሉ ግን ክኸፍሎም ዝግበኣኒ ከም ናይ ጸዓት ወይ ኤሌክትሪክ፣ ናይ ጋዝን ከም ኡውን ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዝተቐጻዕክዎም መቕጻዕትታት፣ እሞ ንምኽፋሎም ስጋብ ዘይከኣለኒ ልዕሊ ዓቕመይ እንተደኣ ኾይኖም!

ፒምስ ቀስ ጌረ በብቑሩብ ወርሓዊን ብዙሕ ግዜን ቀስ እንዳገበርኩ፣መታን ከይከብረኒ በብንእሽተይ ጌረ ዝኸፍለሉ መንገዲ የርእየንን፣ ኣብ ክንዳይ ኮይኑ ነዚ ስምምዓት ይፍጽመለይ፣

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣከፈፋላ ገደብ ናይ ግዜ ንምግባር ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ፣

ፒምስ "PIMMS" ዘይተኸፈሉ ግን ክኸፍሎም ዝግበኣኒ መቕጻዕትታተይ መታን ከይከብረኒ በብንእሽተይ ጌረ "ኣብ ኣዋርሕ" ዝኸፍለሉ መንገዲ የጣጥሓለይን፣

ምሳና ሓቢሮም ዝ ሰርሑ ተሓጋገዝቲ ማሕበራት ይመርሓኩም፣

ፒምስ"PIMMS" ንምኽፋሎም ስጋብ ዘይከኣለኩም ልዕሊ ዓቕመኹም ዝኾኑ ወርሓዊ ክፍሊታትኩም ወይ ቅብሊት፣ናብ ክተሓጋገዙ ዝኽእሉን ነቲ ዓቀን ክፍሊት ከጉዱሉ ናብ ዝኽእሉ ማሕበራት ይመርሑኹም ወይ ይወስዱኹም፣

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

መጺኹም ንኽትርእዩና ቆጸራ ሓዙ!

ቆጸራና ኣብ ከተማ ዲጆንን ኣብ መላእ ሃገረ ፈረንሳይ ናይ ራድዮ ወይ ቴሌቪዥን መስመር ፈነወ ወይ ኣንቴና እንብሎ ይኹን ፣ (ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ስነ ካርታ ፕላን ንመልከት)

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Pimms Médiation Dijon