Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ ባንክ ሕሳብ ምህላው

ደክለረሽ በብሰለስተ ወርሒ ናይ ላካፍ CAF

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

እንታዩ’ዩ ?

ከም እቲ ስርዓት ኣኣብ 3 ኣዋርሕ፣ ነፍሲወከፍ ሰብ ’AAH (ሓገዝ ናይ ስንኩላን ), le RSA (ማሕበራዊ ሓገዝ ) ወይ prime d’activité ወይ ተጠቕቃምነት ምንጪ ናይ ላካፍ CAF (ን ቤተሰባዊ ሓገዝ) ንምርካብ ምእንቲ ክኽእል ነዚ ዝስዕብ ነገር ከማልእ ይግባእ።

እዚ መስርሕ እዚ “ርብዒ ዓመታዊ ምሕባር ኣታዊ ” ይበሃል። ንነፍሲ ወከፍ ዝተሓተተ ወርሒ፡ በቲ ዝረኸብካዮ ገንዘብ (ደሞዝ፡ ናይ ስራሕ ኣልቦነት ሓገዝ ወዘተ)፡ ሰደቓ ክትመልእ ኣለካ። እዚ ድማ CAF ንዝቕጽሉ 3 ኣዋርሕ ዝለኣኽ ምምዳብ ንኽሕስብ የኽእል


እቲ እትረኽቦ ገንዘብ “ጥቕሚ“prestation“” ወይ “ሓገዝ“aide“” ወይ’ውን “ኣበል” ይበሃል። ካብ ካፍ ሓገዝ ዝረክብ ሰብ “ተጠቃሚ“allocataire“. ይበሃል።

ኣገዳሲ ሓበሬታ :
እቲ ናይ ርብዒ ዓመት መግለጺ APL ((Aide personnalisée au logement),፣ ናይ ስድራቤት ኣበል ንዝቕበሉ፣ AEEH les allocations familiale (ናይ ትምህርቲ ኣበል ንስንኩላን ህጻናት)ንዘለዎም ወይ PAJE (ናይ ምቕባል ሓገዝ ንንኣሽቱ ህጻናት) እትቕበሉ ኮኡይንኩም ፣ እጢ ደክለረሽን ግዴታ ኣይኮነን ክትመልእዎ።

> Aንዝያዳ ሓበሬታ : la fiche Réfugiés.info "S'inscrire et demander une aide à la CAF" ተወከሱ።

ከመይ ንገብሮ?

ብዛዕባ እዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 3 ኣዋርሕ, እቲ CAF ሓደ ፎርሙላ ናይ ደክለረሽን ይሰአልኩም። እብ ኢንተርኔት ኣቲኹም ድማ፣ ኣብ ናይ CAF. ወብሳይት ክትውከሱ ትኽእሉ ኢኹም

La déclaration est disponible à partir du mois suivant la période à déclarer.
Exemple : pour la déclaration des mois de mars-avril-mai, la déclaration est disponible à partir de juin.
እቲ ኣዋጅ ካብቲ ዝእወጅ ግዜ ስዒቡ ዝመጽእ ወርሒ ጀሚሩ ይርከብ።
ኣብነት፡ ንኣዋጅ ኣዋርሕ መጋቢት-ሚያዝያ-ግንቦት፡ እቲ ኣዋጅ ካብ ሰነ ጀሚሩ ይርከብ።

3 ተኽእሎታት ናይ ደክለረሽን ኣሎ

ምፍላጡ ዘገድስ !
እቲ ኣዋጅ ጸጋታት ኣብ ኢንተርነት (CAF site ወይ application) ንምዝዛም ዝቐለለ ኮይኑ፡ ምድንጓይ የለን (ሓበሬታኻ ብቕጽበት ይመጽእ፡ ምስ ፖስታ ግን ግዜ ክወስድን ክፍሊት ከደናጉይን ይኽእል)።

ኣብዚ ኣብ ጉዕዞኻ ክሕግዙኻ ዝኽእሉ ምኽርታት ምርካብ ይከኣል ici d።

ሰለስተ ዓምድታት ዘለዎ ሰሌዳ ኣሎ ክምላእ ዘለዎ (ንነፍሲ ወከፍ ዝሕተት ወርሒ ሓደ ዓምዲ)።

ክትጽሕፍ ኣለካ፣ ከከም ኩነታትካ፤

ልክዕ መጠን ደሞዝካ፣

  • እዚ ማሕበራዊ ጽሩይ መጠን ገንዘብ (MNS) ናይ ደሞዝ ስሊፕካ (ኣብ ታሕቲ ገጽ)፣ ዝረኸብካሉ ወርሒ እዩ (ናይ ወርሒ መጋቢት ኣብ ሚያዝያ ደሞዝካ እንተረኺብካ፣ ኣብ ሚያዝያ ኣዋጅ)። ንኹሉ ኣታዊታት፡ እንተተመልኪቱ MNS ክትሕብር ኣለካ። ኣብ ናይ ደሞዝ ወረቐትካ እቲ MNS እንተዘይተመልኪቱ፡ ነቲ “ዝተቐበለ ጽሩይ መጠን ገንዘብ” ክትእውጅ ኣለካ።
  • ባዕልኻ ትሰርሕ እንተኾንካ፡ እቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ዝእከብ ሓፈሻዊ ዕዳጋ (ድሕሪኡ ከከም ንጥፈታትካ ምጉዳል ክግበር እዩ)
  • እንተደኣ ተረጠቀምቲ ሾማጅ ኪኦይንኩምs ማለት ብ par France Travail (ብ ናይ ቀደም Pôle emploi)
  • እንተደኣ ናይ ቆልዑ ትቕበሉ ኮይንኩም
  • ወይ ቕውን ካልእ “ካልእ ኣታዊ ”, ሃልይኩም ኢ ማለት ፣ ኣብ ስታጅ እንተለኹም፣ ,ካብ ስራሕ እንተትባሪርኩም ወይ ወይ ስራሕኩም እንተተዓጽዩ እንተ ኣብ ናይ ስራሕ ዕረፍቲ ሃሊኹም፣ ወይ እውን ኣብ ናይ ወሊድ ወይ ኣደነት ዕረፍቲ ሃሊሉም

i ምፍላጡ ኣገዳሲ!
ከምኡ’ውን ጸጋታት ናይቶም ምሳኻ ዝነብሩ ሰባት ምእዋጅ ኣይትረስዕ: ሰብኣይ: ሰበይቲ: ውሉድ።
ካብ ካፍ ዝረኸብካዮ ምጽሓፍ ግን ኣድላዪ ኣይኮነን።
ኣብዚ ግዜ እዚ ዝኾነ ነገር እንተዘይመጺኡካ፡ ኣብ ታሕቲ ናይቲ ገጽ “ “absence de ressources” ዝብል ምልክት ግበር።

ብድሕሪኡ’ከ ?

ክከም ደክለረሽንኩም፣ እቲ CAF ኣብ ነፍሲወከፍ 3 ወርሒ፣ ብዝመላእኩሞ መሰረት፣ ወርሓዊ መቑነንኩም ክመልኣልኩም እዩ።

ደድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ምምላእ ቅጥዒ ናይ ካፍ CAF ናይ መረጋገጺ ኢመይል ክመጸኩም እዩ።

ኣብ እዋን ደክሌሽን ዝኾነ ጌጋ ምስ እትገብሩ፣ ን CAF ብ ቐጥታ ሓብሩ

  • እንተደኣ እቲ ጌጋ ኣብ ውልቃዊ መግለጺ ምስ ዝኸውን (መጻምዲ፣ ቆልዑ፣ ,ገዛ ...ወይ እውን ኣብ ናይ ሞያዊ ህይወት ምስ ዝኸውን ( ስራሕ፣ምርካብ ስራሕ ...) : je me connecte à Mon Compte ኣብ ዝብል ሸነኽ ፣ ነቲ > sur CAF.fr,Déclarer un changement. ዝብል ብምጥዋቕ ኣርምዎ።
  • እንተድኣ እቲ ጌጋ ኣብ ሓበሬታ ናይ ኣታዊ ብጌጋ ሓቢርኩምኑ : CAF.fr, e> ኣኣብ ዝብል ክፋል ብምእታው“Contacter ma CAF”, ኣብ ዝብል ቦታ ብምጽሓፍ መልእኽቲ ስደዱ

ኝእተድኣ ብቐጥታ ናብ ትካል ካፍ ክትከይድ እንተደሊኻ ቆጸራ ምሓዝ እውን ይከኣል እዩ። ኣድራሻን ዝርዝር ርክብን ናይ CAF ናትካ ንምርካብ ናብ CAF.fr,ብምኻድ ኣብ ላዕሊ የማን ኣብ ዘሎ “Ma CAF” ዝብል ጠውቕ እሞ ፖስታ ኮድካ ጽሓፍ (5 ኣሃዛት ንኣብነት: 95500) ድሕሪኡ ““Valider“.” ዝብል ጠውቕ። . ናብቲ ናይ ክፍልኹም ገጽ CAF ክትቀንዑ ኢኹም። ኩሎም ዝተፈላለዩ እዮም። ብሓፈሻ ኣብ Nous contacter““ ወይ ““Points d’accueil“፣” ክትጥውቑ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣገዳሲ! i

ካፍ CAFካብ ካልኦት ምምሕዳራት ሓበሬታ ክረክብ ይኽእል እዩ፣ ንኣብነት ግብሪ። ዝተፈላለየ ሓበሬታ እንተ ኣዊጅኩም ወይ እንተተጋግኹም ነዚ ናብ CAF እውን ክትሕብሩ ኣለኩም። CAF ንኹነታትካ ዝኸውን ገንዘብ እንተሰዲዱልካ (“ልዕሊ ዓቐን ክፍሊት”)፡un “trop-perçu”), ክትመልስ ክሓተካ ይኽእል እዩ። ግን ተጠንቀቑ፣ ጌጋ እንተዘይሓቢርኩም፣ ከም “ምትላል” ክውሰድ ይኽእል እዩ። ድሕሪኡ እገዳ ክግበረልካ ይኽእል እዩ።

እንተደኣ ካብ እቲ ዝተዋህበ ናይ ግዜ ገድደብ ኣሕሊፍኩም። እቲ ሓገዝ ናይ ብጽሒትኩም ንግዚኡ ጠጠው የብል

።እቲ ክፍሊት ድማ ኣብ ዝቕጽል ደክለረሽን ምስ ገበርኩም ክስዕብ እዩ።

እንተደኣ ውልቃዊ ኩነታት ህይወትኩም እንተተቐይሩ ( ንኣብነትመርዓ፡ ምውላድ ቆልዓ፡ ሓድሽ ሰብ ናብቲ ገዛ ዝመጽእ፡ ምግዓዝ፡ ፍትሕ ወዘተ)፡ ንካፍ CAF. ክትሕብሩ ይግባእ ።

ከምኡውን ሞያዊ ኩነታትኩም ምስ ዝቕየር ( እቲ መስጢ ንዓኻኹም ወይ ንመጻምድትኻ ሓድሽ ስራሕ፡ ምዝዛም ውዕል ስራሕ፡ ናብ ልምምድ ወይ ስልጠና ምእታው ወዘተ ክኸውን ይኽእል )፡ ነዚ እውን ክትሕብር ኣለካ።

እምበኣትከስ እቲ ናይ ርብዒ ዓመት መግለጺ ናብ ውልቃዊ ቦታኻ ክኣቱ ወይ ኣብ ጥቓኻ ናብ ዝርከብ ትካል CAF ክትከይድ ኣይትጸበ። ኩሉ ኣብዚ ሊንክ ተገሊጹ ኣሎ። sur ce lien.

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
nawal ghandournawal ghandourተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
alexisalexisተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት