ምሕታት ገንዘባዊ ብጽሒ ንስድራ ካብ ካፍ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansናይ ስድራቤት ኣበል ድሕሪ ምውላድ ካልኣይ ቆልዓ ዝወሃብ ሓገዝ ኮይኑ እዚ ብጽሒት እዚ ክሳብ እቲ ውሉድ 20 ዓመቱ ወይ ዓመታ ዝበጽሕ ብ CAF (Caisse d’allocations familiales)( ዝለኣኽ ገንዘባዊ ሓገዝ እዩ።
እዚ ድማ ኣብ ነብሲወከፍ ወርሒ፣ ዝኽፈል ኮይኑ መዓልኡ ድማ ፣ ንመኽፈል ቤት ትምህርቲ ዝበዕዎ መግቢ፡ ክዳውንቲ፡ መግብን ትርፊ ግዜን ምዝናጋዓትን ንምኽፋል ዝሕግዝ ናይ ስድራቤት ኣበል ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ይለኣኽ።
እቲ መጠን ናይዚ ሓገዝእዚ ፣ ከከም ኣታዊ ናይታ ስድራቤት፡ ብዝሒ ህጻናትን ዕድሚኦምን ዝተመደበ ሓገዛት ይፈላለ እዩ።
ኣገዳሲ!
እንተደኣ ፣ እቲ ናይ ካፍ ሓገዝ ዝወሃበኩም ኣኑ ምፍላጥ ደኢኹም ፣ ካልኣይ ውላድ ካብ ዝውለድ ድሕሪ ምውላድ ዘለ ካልኣይ ወርሒ እዩ ዝጅምር፣ ኣበል ናይ ስድራቤት ። ንኣብነት እንተደኣ ካልኣይ ውላድካ ብ15 ጥሪ እንተተወሊዱ፡ እቲ መሰል ብ1 ለካቲት ከም ዝኽፈል ፍለጡ።
ኣስተውዕሉ፣ ንኣበል ስድራቤት ንምሕታት ኣብ ፈረንሳ (ወለድን ቆልዑን) ክትህልዉ ኣለኩም።

ዓቀን ናይ ሓገዝ ከም ኵነታት ናይ ኣታዊ ይፈላለ ኢዩ ፣ ብዝሕን ኣቖልዑት ን ዕድመ ን ይፈላለ ኢዩ
ክፍለጥ ዘለዎ !
እንተዳኣ ዑቕባ ንምርካብ ኣመልከትኩም ሃሊኹም እሞ ፡ ደቅኻ ድሮ ኣብ ፈረንሳ እንተሃልዮም፡ ኣብ CAF ክትምዝገብን ናይ ስድራቤት ኣበል ምሕታት ይከኣል ኣዩ። ካብ OFPRA ወይ CNDA ብዛዕባ ኣህጉራዊ ሓለዋኻ (ስደተኛ፡ ንኡስ ሓለዋ፡ ሃገር ኣልቦ ሰብ) ኣወንታዊ መልሲ ምስ ዝረኸብካ ማለት ወረቐት ዝዝለኩም ምስ እትኾኑ፡ ነቲ ሰነድ ናብ CAF ስደዶ፡ እዚ ድማ ካብቲ ሕቶኻ ዘቕረብካሉ ህሞት ጀሚሩ ንኣበል ስድራቤትካ ክሕስቦ እዩ ። “rétroactivité des droits”. እዚ ድማ “ምምላስ መሰላት” ይበሃል።

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
aman expertተርጓሚ/ሚት
houssam kokachተርጓሚ/ሚት
hichamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
relorefኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ