Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ምኽሪ ንኣጠቓቕማ ውልቃዊ ባጀት

ምስ ብ PCB ሳውዝ ኮተኣኦ Sud Côte d'Or

Le PCB, እንታይ እዩ ንዝብል ሓ

  • ናጻ ዝኾነ ኣገልግሎት ዝህብምኽሪን ናይ መልግስቲ ትካል እዩ
  • ኣብ ኣጠቓቕማ ባጀት ምኽሪን ምዕቃብ ምስጢርን ን ናይ ስራሕ ይኹን ን ሞያዊ ምኽሪ ኣብ ዚርያ ባጀት ዝዓለመ ኣገልግሎት ይህብ
  • ብሞያዊ ብቕዓቱ ዝተፈልጠ
  • ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ብምትሕብባር ዝነጥፍ (ባንክ ፣ ገዛ ዘካርዩ ማሕበራት l'ADIL, ኣሲስታንት ሶሻል services sociaux ወዘተ...) ንምቅላል ህይወት

iምፍላጡ ኣገዳሲ!

ንዝያዳ ሓበሬታ ናይ PCBእብዚ ተወከሱ cette vidéo YouTube.

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣጠኣቕማ ባጀትኩም ከተማሓይሹ
  • ን ኣደጋሊ እዋን ንኽትሓልፉ ክትክእሉe
  • ለውጥታትን ናይ ሞያ ናይ ቤተሰን ካልእን ንኽትዳለውሉ

ሓንሳብ ብቖጸራ ናብ PCB ምስ ተራኸብኩም። fከከም ኩነታትኩም ክምልከት ሕቶታት ምስ መለስኩም። ኣኣብ ኩነታትኩም ዝምርኮስ ምኽሪ ትረኽቡ፣ከምኡ ውን ኣሰናይነት ናት ባጀት ውጥን ኣጋልግሎት ትረኽብቡ።. ምኽሪን ሓበሬታን ፣ ንምምሕዳር ባጀትኩም ዝኸውን ትረኽቡ።


ምፍላጡ ዝገድስ
እቲ ንውሓት ናይቲ መደብ ኣብ ቁጠባዊ ኩነታትኩም ዝምርኮስ እዩ

Le PCB ከምኡ እውን ጠቐምቲዝኾኑ (applications,ኣፕሊኬሽናት sites internet, ናይ ኢተርኔት ሳይት ወዘተ etc.) ከም ዝህልወኩም ይግበር

ከመይ ንገብሮ?

ብ ቑጽሪ ቴለፎ፣ (06 70 37 94 09)ኢመይል (pcb21sud@mfbssam.fr) እቶም እቶም ብቐጥታ ን ምርካብና ዝሕግዝኹም መራኸቢ ነገራት፣ ርኸኑና ቆጸራ ሓዙ ምእንቲ ብቀጻሊ ኣብ ሓሙስ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ Beaune ከምኡ ውን ሓሙስ ኣብ ናይ ንግሆ ኣብ Quetigny ርኸቡና.

ብ ቐጻሊ ኣብ ኣድራሻና :

  • 9 rue Gustave Eiffel - 21200 BEAUNE (ሓሙስ ድሕሪ ቀትሪ-)
  • 2 rue des Aiguisons - 21800 QUETIGNY (ዓርቢ ናይ ንግሆ )

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

margotgltmargotgltምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
konstantinekonstantineተርጓሚ/ሚት
houssam kokachhoussam kokachተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
deya987deya987ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
mhd aweiss al doboushmhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyolgamyተርጓሚ/ሚት
pcb sud côte d'orpcb sud côte d'orኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianne georgesmarianne georgesተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት