Fermer
Paramètres d'affichage
Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Thème clair
Thème sombre
Système.
Utilise les paramètres système.
GOUVERNEMENT
Menu
መዝገባ
መስመር
Fermer
መዝገባ
መስመር
ኩሎም ሓበሬታት
ህዝባዊ ምልክታት
ትርጉም
ብዛዕባና ተዛረቡ
ጥርኑፍ ሓበሬታ
ንኣሽቱ ፣ ፋምፍሌት
ን ፕረስ ንዜና ዝኸውን
ን ኣምባሳደራት
ናይ ዩክሬን
እዚ መርበብ ሓበሬታ ወይ ኣፕሌኬሽን ኣብ ስልክኹም ጸዓንዎ፣
ኣብ ጋዜጣና ተመዝገቡ
10 ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
Département
ኩሉ
መርከቢ ቦታ
ኣርእስታት
Formation pro
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
ምምሃር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኩሉ
0
ሓባሪ-ቃል
ሚስዮን ሎካል፣ መንነት ካርድ ወይ ታሴራ
በብዕድመ ዝተኸፋፈለ
ትሕቲ 18 ዓመት
ኣብ መንጎ 18 ን 25 ን
ካብ 25 ዕድመ ን ላዕሊ
ደረጃ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ
ንፈለምቲ A1/A2
ንማእከላይ ደረጃ B1/B2
ንዝማዕበለ ደረጃ C1/C2
ፋይል ናይ ትርጉም
ኩሉ መጻረዪ ይደምሰስ
ኩሉ (10)
ትሩባት ፋይላት (10)
ናይ ምሕዳር ፋይላት (0)
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቅድም ዝነበረ
ድሉዋት ፋይላት
10
ድሉዋት ፋይላት
10
8 départements
ኣብ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ንምስራሕ ስልጠና ውሰዱ
ኣብ ፈረንሳ ኣብ ስልማት ፡ ስፌት ወይ ጥልፊ ስራሕ ንምቕጻል ክእለትካ ኣበራብሩ ምእንቲ ን ስራሕ ኣብ ዘውህበኩም ምእንቲ ክኸውን
ብነጻ
ትኽኽል 10 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምስ La Fabrique NOMADE
75 - Paris
ምምሃር ንምሻጥ ዕምባባ ንምዃን ብቋንቋ ፈረንሳ
ስልጠና ናይ ፈረንሳ ስልጠና ንደቂ ኣንስትዮ ዕምባባ ሸያጢ ክኾና ዝደልያ
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስ FLEUrir l'avenir
75 - Paris
ልምምድ ከም ተሓጋጋዚ ምስንካት ሕብስቲ ንምዃን ምኽኣል
ኣብ ንናይ ምስንካት ሕብስቲ ሞያታት ምልምማድን ምድላዋትን (ሓጋዚ ዳቦ፣ ሓጋዚ ዑደት)
ብነጻ
ዳርጋ 2 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስ l'Ecole Farinez'vous
75 - Paris
ምምሃር ኣብ ስፌትን ፋሽንን ንምስራሕ ኣብ ፈረንሳ
ኣብቲ ኣብ ሞያ ስፌትን ፋሽንን ንምስራሕ ብቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ምውሳድ
ብነጻ
ትኽኽል 5 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምስ Mod'Action groupe 2 (niveau débutant)
75 - Paris
ምምሃር ሞያ ስፌትን ፋሽንን ንምስራሕ ፈረንሳ
እዚ ኣብ ሞያ ስፌትን ፋሽንን ንምስራሕ ብቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ንምውሳድ ከኣሉ
ብነጻ
ትኽኽል 6 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምስ Mod'action groupe 1 (niveau intermédiaire)
75 - Paris
ምምሃር ሞያ እንዳፎርኖ
እዚ ኣብ ሞያታት እንዳ ፎርኖስራሕ ርኸቡን ምልምማድን: ምፍራይ: መሸጣ ባኒ ...ተመሃሩ
ብነጻ
ዝተሓተ 2 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ምስ l’Ecole Farinez’vous
75 - Paris
ምስልጣን ምውሳድ ንምስራሕ ጫማ
ምስልጣን ን70 ሰዓታት ዝጸንሕ ሌላ ምስ ሞያ ምፍራይ ጫማ ኣብ ኢንዱስትሪ ጫማ
ብነጻ
ዳርጋ 2 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ Atelier Maurice Arnoult - Initiation cordonnerie (70 heures)
4 départements
ምስልጣን ብሞያ ዕምባባ ምሻጥ ዓውደ መጽናዕቲ ተሳተፉ
እዚ ኣብ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ዙርያ ዕምባባ ዝግበር ንጥፈታት ኢደ ጥበብ ርኸቡ።
ብነጻ
ትኽኽል 3 መዓልቲ
ምስልጣን ሞያ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
ምስ Du Pain et des Roses
5 départements
ሞያ ንምምሃር ዝግበር ስልጠና
ኣብ 8 ሞያ፡ ጽባቐን ጸጉሪ ርእሲ፡ ምሻጥ ዕምበባታት፡ መካኒክ፡ እንዳ ባኒ፡ እንዳ ድኳን ፣ ፓስተን ኬክን ሰራሒ ፡ ብሓፈሳ ኣሻያጢ ወይ ኣሻያጢት ፡ ቤት ብልዒን ፡ እንዳ ስጋን እዩ
ብነጻ
ኣብ መንጎ 1 ን 3 ዘሎ ዓመታት
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር
le Campus des métiers de Marzy (C2M)
75 - Paris
ናይ ኢደጥበብ ስርሓት ስራሕ ንምርካብ
ሓደ ሰርቲፊኬት ናይ ምስክር ኣብ ምስታፍ ኢደ ጥበባዊ ስርሓት ንምስታፍ ኣብ ፈረንሳ ዘኽእል ሞያን ክእለትን ንምጥራይ።
ብነጻ
ዝተሓተ 9 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ምስ La Fabrique NOMADE