ሞያ ንምምሃር ዝግበር ስልጠና
ምስ le Campus des métiers de Marzy (C2M)
ኣዳላዊ C2M ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansኣብ ዝቖጽሩ ዘለዉ ዓውድታት ንስራሕ ዝዳሎ ናይ ልምምድ ስልጠና፤
- ጸጉሪ ርእሲ ምቕማጥ
- ዕምባባታት ምፍራይ
- መሸጣ፣ ንግዲ
- ሓራዲ፡ ቻርኩተሪ
- ናይ ዳቦ ፓስተር
- ምብሳል፣ ምምጋብን ኣገልግሎትን ምድላው
- ናይ መኪናን ሕርሻን መካኒክስ፣ ናይ መኪና ኣካላት ስራሕን ቅብኣን ዝብሉ ምዃኖም ይፍለጥ።
ጽቡቕ ምፍላጥ :!
ስልጠና ልምምድ "ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ስልጠና" እውን ይበሃል፡ ኣብ ሓደ እዋን ክትሰርሕን ሞያ ክትመሃርን የኽእለካ።
ናብዞም ኮርሳት ንምእታው ምስ ሓደ ትካል ውዕል ምፍራም የድሊ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ምርካብ ሞያዊ ስልጠና ናይ ምኽሻን
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
ምርካብ ብጥበብ ናይ ዝዕየ ሞያ ስልጠና፣
ስራሕ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ምርካብ ሓበሬታ ኣብ ግድጊ
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
c2mኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
clavine1ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት