ናይ ኢደጥበብ ስርሓት ስራሕ
ምስ ላ ፋልሪክ ኖርማንዲ a fabrique NOMADE
እንታይ ኢዩ?
La fabrique NOMADE ሓደ ማ ሕበር ኮይኑ ፣ ስደተኛታት ኢሚርጋንትን ኣብ ኢደ ስርሓት ንኽሳተፉ ዝሕግዝ እዩ።
ማሕበርና ን የምህርን ብ ሰርትፍኬት ነቶም ብቕዓት ዘርኣዩ የመርቕ (እችነቶ። ናይ ጌጻጌጽ፣ርክያሞ።ባምቡላ ምስራሕ ወዘተ .).
i ምፍላጡ ኣገዳሲ :ን ምምዝጋብ ናይ ኢደጥበብ ክእለት ድሮ ክህልወኩም ኣለዎ
ንመን ኢዩ ፧
ን 9 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
75 - Paris
ን 9 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
75 - Paris
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ምምሃርን ፣ ምምራቕን
ን 9 ኣዋርሕ ስልተና ፣ ናይ ኢደ ጥበብ ድሕሪ ምውሳዶም እቶም 80% ካብኣእቶምን ነቲ ሞያ ይመልኩ .
ኣብ እቲ ዓውዲ ድማ ይነጥፉ
ኣብ እዋን ስልተና ፣ እቶም ተሳተፍቲ ፣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳን ናይ ኣሲስታንት ሶሻል ምትሕግጋዝ ይግበረሎም፣ ዝለሲ ሓደ መደብ ናይ ምምስራት ፣ ስርሓት ተሳተፉ ፣ ትካል እውን ክተከፍትሉ ትኽእሉ ኢኹም
ነቲ ዓውዲ ዝየዳ ንምፍላጥ
ዝተፈላለዩ ብቕዓት ዘደልድሉ ፣ ሰብ ሞያን ትካላትን ምድህሳስ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ነቲ ስራሕ ንምጅማር
እብ ወርሒ መጋቢት እዩ ዝጅምር
ተመዝገቡ
ናይ ኢደ ስርሓት ብቕዓት ክህልወኩም ኣለዎ ንኣብነት ርካ፣ እችነቶ ፣ ናይ ስልማይትን ጌጻጌጽን ክእለት ክህልወኩም ኣለዎ ።
i ምፍላጡ ኣገዳሲ :ሓድሽ ሞያ ኣይኮንናን ነሰልጥነኩም እንታይ ደኣ፣ን ዘለኩም ክእለት ኢና ንድርበልኩምን፣ ፣ ሞያዊ ብቕዓትኩም ብምምስካር ብ ሰርትፍኬት እነሰንየኩምን።
ርኸቡና
ን ምዝገባ
ተለፎንና : 01 45 85 79 18
- ኢመይልና : contact@lafabriquenomade.com ou insertion@lafabriquenomade.com