ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምምልካት ናብ DCEM ንወጻእተኛ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ዝኸውን ናይ ምዝውዋር ሰነድ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ወጻእተኛታት ኣብ ፈረንሳ (ANEF) ኣመልክቱ።
ምምላስ ናብ መበቆም "ውሑስ ኣካይዳ" ብኸመይ ከም እትረክብ ፍለጥ፣ ናብ መበቆል ሃገርካ ክትገይሽ ዘኽእለካ ሰነድ።
ምስላጥ መምርሒ ፍቃድ መኪና ናይ ወጻኢ ሃገር ፣ ናብ ናይ ሃገረ ፈረንሳ መምርሒ፣ ብኸመይ ከም ዝቕየር ምፍጣር።
ምኽኣል ፈተና ምዝዋር መኪና ምልምማድን ብነጻ ምዝዋር ከም ነጻ ዘወርቲ ኲንኩም ፣ንፈተና ናይ መምርሒ መኪና (permis B) ንምሕላፍ ምእንቲ ክትክእሉ
ምሕላፍ ኮድን ፍቓድ መዘወሪ መኪናን (ፍቓድ B) ብደገፍ ቤት ትምህርቲ ምዝዋር መኪና።
ምጥቃም ንምጉዳል ዋጋ መጓዓዝያ 50 ክሳብ 100% ምጉዳል ምንእቲ ክትረኽቡ ምእንቲ ።
ምኽኣል ኣብ ዞባ ፓሪስ ሜትሮ፡ ኣውቶቡስ፡ ትራም፡ RERን ባቡርን ንምጥቃም ዝሕግዝ ካርድን ፓስን።
ምርካብ ተስከርካሪኹም ምዝገባ ምስክር (certificat d’immaton) ንሓድሽ ወይ ቦንዳ ወይ France Titres ወይ Simplimmat ዝተባህለ ተቕዋም፣
ንምዕዳግ መኪና ሓዳስ ወይ ኣብ ጥቕሚ ዝወዓለት መኪና ምምዝጋባን ውሕስነት ትገብረላን፡ ቴክኒካዊ መርመራታት ምክያድ..
ምርካብ ሓገዝ ሓገዝ መምርሒ ፍቓድ መኪና፣ ናይ (catégorie B) Pôle emploi ፖለምፕልዋ፣ ነቲ ትምህርቲ ኮነ ን ፈተና ክኸፍልዎ ይኽእሉ እዮም