Fermer
Paramètres d'affichage
Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Thème clair
Thème sombre
Système.
Utilise les paramètres système.
GOUVERNEMENT
Menu
መዝገባ
መስመር
Fermer
መዝገባ
መስመር
ኩሎም ሓበሬታት
ህዝባዊ ምልክታት
ትርጉም
ብዛዕባና ተዛረቡ
ጥርኑፍ ሓበሬታ
ንኣሽቱ ፣ ፋምፍሌት
ን ፕረስ ንዜና ዝኸውን
ን ኣምባሳደራት
ናይ ዩክሬን
AGIR
እዚ መርበብ ሓበሬታ ወይ ኣፕሌኬሽን ኣብ ስልክኹም ጸዓንዎ፣
ኣብ ጋዜጣና ተመዝገቡ
10 ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
Département
ኩሉ
መርከቢ ቦታ
ኣርእስታት
Famille
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
ምምሃር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኩሉ
0
ሓባሪ-ቃል
ሚስዮን ሎካል፣ መንነት ካርድ ወይ ታሴራ
በብዕድመ ዝተኸፋፈለ
ትሕቲ 18 ዓመት
ኣብ መንጎ 18 ን 25 ን
ካብ 25 ዕድመ ን ላዕሊ
ደረጃ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ
ንፈለምቲ A1/A2
ንማእከላይ ደረጃ B1/B2
ንዝማዕበለ ደረጃ C1/C2
ፋይል ናይ ትርጉም
ኩሉ መጻረዪ ይደምሰስ
ኩሉ (10)
ትሩባት ፋይላት (9)
ናይ ምሕዳር ፋይላት (1)
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቅድም ዝነበረ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
1
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
1
መሐበሪ
ምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ስነ- ኣእምሮን ንምርካብ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ድሉዋት ፋይላት
9
ድሉዋት ፋይላት
9
75 - Paris
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ከምኡውን ናይ ምምሕዳር ኣገባባት ውሰዱ።
ንደቀንስትዮ ቀዳምነት ዝወሃቦ ደገፍ ንደቂ ኣንስትዮ (ብፍላይ ግዳያት ዓመጽ)ንምሕጋዝ ዝዓለመ
ብነጻ
ትኽኽል 12 ወርሒ
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
ስድራ-ቤት
ምስ Ligue des Femmes Iraniennes pour la Démocratie
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ
ምርካብ ሓገዝን ከምኡውን ሰማዒ ምናልባት ግዳይ ዓመጽ ምስ እትኾኑ
ንምሕጋዝ ንኣረጋውያን ወይ ስንኩላን ግዳይ ግህሰት ዝኾኑ
ብነጻ
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ምስ CIF-SP Solidaires entre les âges
5 départements
ምርካብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ብህጹጽ ብቴለፎን
ሳላ እዚ ብተሌፎን ዝቀረብ መደብ ዝርርብ ምስ ሰብ ሞያ ናይ ስነ-ኣእምሮን ስነ-ልቦናን ብዝተፈላለዩ ቃንቃታት ንዓኹም\ኽን ንምስማዕ ተዳሊዮም ኣለው ::
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ቴራ ፕሲ
86 - Vienne
ምፍላጥ ነቶም ዘሸግሩ ዝኽርታት ከይጎድኡና ከም እንጥቀቐሎም ዘኽእል ሜላ
ናይ ኣእምሮ ጥዕና ኣተኩሩ ዝወሃብ ሓገዝ ፣ ኣብ ናይ ስራሕን ማሕበራዊ ህይወትን ሰናይ፣ ን ምሉእ ጥዕና ንምህላው ዝዓለም ሓገዝ ።
ብነጻ
ኣብ መንጎ 6 ን 12 ዘሎ ወርሒ
ጥዕና
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ስድራ-ቤት
ኤስ ኣ ም ኢንስፓየር SAM INSPIR ( ኮልያ COALLIA)
57 - Moselle
ምፍላጥ እንተደኣ ዘቤታዊ ወይ ስድራቤታዊ ዓመጽ ኣብ ዝፍጸመሉ እዋን
እንተደኣ ብ መጻምድቲ ወይ ብ ኣባላት ስድራቤት ስድራቤት ንዝተፈጸመ ግዳያት ዓመጽ ዝግባእ ሓገዝ ርኸቡ
ብነጻ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ጥዕና
ምስ Aide aux victimes
21 - Côte-d'Or
ምርካብ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ኣብ ከተማ ዲጆን Dijon
ሓደ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ጥዕና ብ ቖጸራ ጥራይ ዝግበር መርመራ ዝዓለም እዩ።
ብነጻ
ትኽኽል 1 demi-journée
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ኣሹራንስ ማላዲ l'Assurance maladie
83 - Var
ምርካብ ናይ ሕክምና ኣገልግሎት
ነጻ ሕክምና፣ ን ውሕስነት ናይ ሕክምና ዘይብሎም ሰባት ማለት፣ ናይ ሕክምና ሓገዝ ክረኽቡ ዘይከኣሉ ሰባት፣ ብነጻ ከም ዝሕከሙ ምግባር
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ምስ Promo Soins Brignoles
69 - Rhône
ሓገዝን እንግዶትን እትረኽበሉ ቦታ ምፍላጥ
L'espace, ን ስድደተኛታ ን ምቕባል ዝዓለም ቦታ እዩ
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ል ፓስ ኦርስፐረ ሳምዳራ L'espace (Orspere-Samdarra)
45 - Loiret
ናይ ስነ-ኣእምሮ ክኢላ(ሓኪም) ምርካብ፣
ኣብ ኣትገብሮ ምውህሃድ፣ ናይ ስነኣእምሮ ሓኪም ናይ ምርካብ ነጻ ዕድል ከም ዘሎ ፈኪጥካ ተጠቐመሉ፣
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ሓገዝ ናይ ዘብ ሞያ ኣብ ማሕበራዊ ጉዳይ ምርካብ፣