{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ድሉዋት ፋይላት
8ድሉዋት ፋይላት
8
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ኣብ ናይ ከተማ ሕርሻ ስራሕ ስልጠናን
ትምህርትን ስልጠናን ኣብ ሜላታት ሕርሻ ከተማታት ፈረንሳ ንምቕሳም
ብነጻ
ትኽኽል 4 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ

ሞያ ሕርሻ ምፍራይ ኣሕምልቲ ፣ ስልጠና ምውሳድ
ማሕበር Abajad ሓደ ናይ ቋንቋ ስልጠና፣ ከምኡ ውን ናይ ና ሕርሻ፣ (agriculture). ዝህብ ማሕበር እዩ።
ብነጻ
ትኽኽል 6 ስሰሙን
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ

ስልጠና ብቋንቋ ፈረንሳን ኣብ ሞያ ንግዲን
እዚ ኣብ ጽላት ሕርሻ ክትሰርሕ ስልጠና፡ ፈረንሳዊ ቋንቋኻ እናመሓየሽካ ዝወሃብ ስልጠና እዩ።
ብነጻ
ትኽኽል 7 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ

ኣብ ስራሕ ሕርሻ ንምውፋር
ኣብ lagriculture-recrute.org ኣብ ሕርሻ ንምስራሕ ኣብ እዚ ዝተጠቕሰ ወብሳይት ብምኻድ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ

ኣብ ዓውደ-ሓርሻ ንምስራሕ ዘኽእል ስልጠና ንምርካብ
ምያዊ ኣፍልጦ ንምቕሳም፣ ስራሕ ንምርካብን፣ ዘኽእል ስልጠና ኣብ ዓውደ ሕርሻ፣ ብኸመይ ከም እትሳተፉ ንምሕባርን ንምስናይን
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ

ሓደ ስልጠና ብዛዕባ ነቢት ወይ ወይኒ vin ንምርካብ
ኣሰራርሓን መስርሕን ብዛዕባ vigne ከምኡ ውን vin እብ ቦርጎኝ Bourgogne, ከምኡ ውን ኣብኡ ስራሕ ንምርካብን ።
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ

ሞያ ናይ ማሕረስ ወይ ሕርሻ ምፍላጡ፣
ወርሓዊ ክፍሊት እንዳተኸፈልካ፣ ናይ መስኖኣዊ ሕርሻ ኣሕምልትን ፍረታትን፣ ሞያ ምቕምቃም ኣታክልቲ ምምሃር፣
ብነጻ
ዳርጋ 7 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ

ኣብ ስራሕ ምሻጥ ኣሕምልቲ ምስታፍ
እዚ ስራሕ እዚ ፣ከም ሰራሕተኛታት ዘቑጽረኩም፣ ኩሉ ሞያ ኣብ ክሊ ምሻጥ ኣሕምቲ ዘሎ ሞያ ዘፍልጠኩምን እዩ
ዝለኦኣለ 2 ዓመታት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
