Panneau de gestion des cookies

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ኣባጀድ Abajad

Abajad
ኣዳላዊAbajad

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 6 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 6 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ሞያ ሕርሻ ምፍራይ ኣሕምልቲ ፣ ስልጠና ምውሳድ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 mois

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ዓይነት ስልጠና ን ኹሎም BPI ( ን ከሰንብቲ ዑቕባን ፣ ስደታኛታትን መሰል ንዝረኸቡ ሰባት)
ወይ እውን ን መጻእቲ-ፈላማ ዝኾኑ ነበርቲ ናይ፣ ፓሪስ Paris
(75) et ከምኡ ውን ናይ ሰሜን ፓሪስ ደፓርትመንት (92),ከምኡ ውን ፓሪስ ደፓርትመንት (92)
ዝተፈላለዩ ተቕዋማትን, ከምኡ እውን ን ተጻመድትቶምን ዝረብሕሉ መደብ እዩ።

እቲ ብ ክልሰሓሳብን ግብሪን ዝወሃብ ስልጠና፣ ኣብ እቲ ዝግባእ
ዓውዲ ንጡፍ ዝገብር እዩ።

  • ናይ ክልሰሓሳብ ስልጠና ፣ ዕላምኡ ን ኣጠቓቕማ ናይ ኣብቲ ዓውዲ ዝጠቕሚ ኣገላጻታት ሓረጋት ምስ ቃልታብ ብዕምቆት ንምርዳእ ምኽኣል እዩ።
  • እቲ ናይ ተግባር ስልጠና ድማ፣ ብዛዕባ ኣጠቓቕማን ኣተሓሕዛን ጃርዲ, ቴክኒካዊ፣ መዳይ፣ ን ኣከባብያዊ ኣፍልጦ ምዕባይ፣ ከምኡ ውን ናይ ድሕነትን ውሕስነትን ኣገባባት እቲዓውዲ ብተግባር ምፍታን ዘጠቓለለ እዩ

ብዘይካ እዚ እውን፣ ናይ ምምዕባል ርእሰ ተኣማማንነት ኣብ ስራሕ፣ መጓዓዝያን ካልእ ይህወትን ዘጠቓልልል እዩ። ናይ እዚ ዓመት ዝስዕቡ መደባት:

  • ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 8 መስከረም 2023
  • ካብ 2 ጥቕምቲ 10 ሕዳር 2023
  • ካብ 15 ሚያዝያ ክሳብ 24 ግንቦት2024
  • 8 ሓምለ ክሳብ 16 ነሓሰ 2024

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ንስራሕ ን : ኣብ ( ሕርሻ), ጃርዲን ፣ ወኪላት ናይ ዝተፈላለዩ ለምለማዊ ዕዮታት ... ናይ ስራሕ ዕድል ዘዕቢ ተግባር እዩ
  • ን ኣፍልጦ፣ ወይ ክእለት ናይ ስራሕን መሰረታዊ ኣኣፍልጦ ምህላውን
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ብ ናጻ ምንባር። ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ዘሳትፍ ናይ ስራሕ ብቕዓት ንምጥራይ፣
  • እንተደኣ ኣብ 92 (Haut de Seine) ከምኡ ውን ኣብ (Seine-Saint-Denis) ፓሪስ 75 (Paris) ( እትነብሩ ወይ ኣድራሻ habitat, domiciliation...) ኣብኡ እንተኲይንኩም
  • ስደተኛታት ፣ ወይ መሰል ናይ ዑቕባ ምስ ዝህልወኩም፣ , ሓደሽቲ መጻእቲ ናይ መንበሪ ፍቓድ ወለኩም ምስ እትኾኑ

ነፍሲ ወከፍ ተማሃሮና ሞያዊ ፕሮጀክቶም ንምግላጽ ናብ ስራሕ ዝወስድ ውልቃዊ ደገፍ ተጠቃሚ ይኸውን። እዚ ድሕሪ ልምምድ ዝግበር ምክትታል ብጋንታ ኣባጃድ ድሕሪ ምዝዛም እቲ ስልጠና ኣብ ዝርከባ 3 ኣዋርሕ ዝካየድ ኮይኑ፡ ኣብ ምትግባር ሞያዊ ፕሮጀክቱ ዘሰንዮ እዩ።

ነፍሲ ወከፍ ተማሃራይ ካብ ምምራሕ እውን ክጥቀም ይኽእል እዩ። ምኽሪ ንሓደ ተማሃራይ ውልቃዊ ደገፍ (ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ሓገዝ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ ምምሳል ቃለ መሕትት ስራሕ፡ ባህላዊ ምውጻእ፡ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ወዘተ)፡ ብሓደ ካብ ወለንተኛታትና ዝካየድ እዩ። ምምራሕ ድሕሪ ስልጠና ዝጅምር ኮይኑ፡ ብመልክዕ ጽምዲ ትምህርቲ፡ ወለንተኛ ዝሰርሕ ኮይኑ፡ ከከም ድሌት፡ ድሌትን ምህላውን ነፍሲ ወከፎም ብሓባር ዝህነጽ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ ማሕበርና Abajad :

  • ቴንፎን : 06 28 25 81 20
  • ኢመይል : hello@abajad.com
ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
louailouaiተርጓሚ/ሚት
kefahkefahተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
frédérique pharabozfrédérique pharabozተርጓሚ/ሚት
yoyobkyoyobkተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
oleoleተርጓሚ/ሚት
abajadabajadኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ