ኣብ ዩኒቨርሲቲ Poitiers ፕዋትየኽ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ምምሃር ኣብ ዩኒቨርስት ንቕጻል ትምህርቲ ዝኸውን ብቅዓት ምጥራይወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምምሃር ኣብ ዩኒቨርስት ንቕጻል ትምህርቲ ዝኸውን ብቅዓት ምጥራይወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።
ናይ ኣእምሮ ጥዕና ኣተኩሩ ዝወሃብ ሓገዝ ፣ ኣብ ናይ ስራሕን ማሕበራዊ ህይወትን ሰናይ፣ ን ምሉእ ጥዕና ንምህላው ዝዓለም ሓገዝ ።
ትምህርቲ ቋንቋ 2 ወርሕን ፈረቓን ናይ ፈረንሳ ኮርስ (17.5 ሰዓታት ኣብ ሰሙን) ደረጃ B1 ኣብ ፖይቲየስ ምስ OFII
ምርካብ ስልጠና 2 ወርሒ ናይ ፈረንሳ ኮርስ (21 ሰዓታት ኣብ ሰሙን) ደረጃ A2 ኣብ ፖይቲየስ ምስ OFII
እንተደኣ ናይ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት (ኩሉ ደረጃታት) ዝወሃብ ናይ ቋንቋ ኮርስ ፈረንሳ
ምእንቲ ምድላውን ምዝገባን ንTCF ካብ ደረጃ A2፣ ወግዓዊ ምስክር ወረቐት ብፈረንሳ ንኽህልወኩም ፈተናን ምኽሪን ውሰዱ።
ምምሃር ምጥቃምን ኮምፒተር ተማሃሩን ፣ ምምሕዳራዊ መስርሕ ፈጽሙን ስርሕ ንኽትረኽቡን ምሕጋዝ ።
ብነጻ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ብኣካል ወይ ብ ኦን ላይን ንምምሃር ዕድል ምርካብ፣ (ብ ውልቂ ወይ ብሓባር ).ምስ ወለንተኛታት
ሓገዝ ንምኽፋል መንበሪ ገዛ ንምርካብ ወይ ኣብ ምጽናሕ ገንዘባዊ ሓገዝን ደገፍን ምእንቲ ክትረኽቡ ብኽፍሊት ክንተሓባባረኩም ድሉዋት ኢና
ምእንቲ ናይ መመገቢ ሞያታት ስልጠና (ስልጠና፣ ልምምድ ወዘተ) ክትረኽቡ
ን12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ምቕባል መንእሰይ ስደተኛታት ትሕቲ 25 ዓመት ዝኾኑ ኣታዊ ጸጋታት ዝይብሎም ሰባት ንምሕጋዝ ዘኽእል።
ንመንበሪ ፍቓድ፣ ምጥርናፍ ስድራቤት፣ ወይ ምርካብ ዜግነት ዝግበር ደገፍ ምርካብ
ምርካብ ስልጠና ኣብ ምርካብ ስራሕን ገዛን ፣ ክትትል ጥዕናን ኣብ ፕዋትየኽ Poitiers ንዝነብሩ ሰባት
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምእንቲ ንኻልኦት ሰባት እትጠቕም ክትኮኑ ጠቓሚ ክትከውንን ዘድልዮም ሰባት ዝሕግዝ ወለንተኛ ብምዃን ኣገብልግሎት ሃቡ።
በዚ ድማ ዝተፈላለዩ ቆጸራታት ከም ንናብ ሕክምናዊ ፣ ምምሕዳራዊ ቆጸራታኩም ፣ ከምእውን ን ዕዳጋ ምኻድ ትርፊ ግዜ ምዝናይ ወዘተ ምስ እትደልዩ ሓገዝ ካብ ምሕታት ይከኣልዩ
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ብንኣሽቱ ጉጅለታት፡ ካብ ደረጃ A1 ክሳብ ደረጃ B1፡ ልምምድ ንምቕጻል
ምንርካብ ደገፍ ንምርካብ፣ መንበሪ፣ መሰላትኩምን ንምፍላጥ፣ ንጥፈታት ንምስራሕ ኩለመዳያዊ ደገፍ... ምርካብ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ