ምብጻሕ ደረጃ A2 ብ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Cours de français
ኣዳላዊ Indigo Formation , OFIIኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуልምምድ ቋንቋ ፈረንሳ ምስ 21 ሰዓታት ትምህርቲ ኣብ ሰሙን ን2 ወርሒ ዝወህብ ኮይኑ ።
ዓላማታትቱ ድማ :
- ምእንቲ ቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ ምርዳእ፡ ምዝራብ፡ ምንባብን ምጽሓፍን ክትክእሉ።
- ከምኡውን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ምዃን ክትኮኑ
- እንተላይ ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይ ክትሕገዙ
- ኣብ መወዳእታ ድማ ወግዓዊ ደረጃ A2 ፈተና ምሕላፍ ክትዑ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብዚ ስልጠና ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም ምስ OFII ን5 ዓመት ዘይመልእ ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) እንተፈሪምኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
144 Rue de la Gibauderie, 86000 Poitiers, France
05 49 62 76 76
contactpoitiers@indigoformation.fr
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
maeva.chartierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
zizinskaተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
duvewoተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት