ምርካብ ደገፍ ንምርካብ ስራሕ
ምስ ምስ Offre de Repérage et de Remobilisation (O2R)
ኣዳላዊ Coallia ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці томуእዚ ካብ 6 ክሳብ 9 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ደገፍ ምስ ድሌታትኩምን ኩነታትኩምን ዝተመጣጠነ ኮይኑ ኣኣብዞም ዝስዕቡ ነገራት ኣተኲሩ ይሰርሕ ፤
- መንበሪ፣ ስራሕ፣ ንመዘናግዒ ዝኸውን መፍትሒታት ምርካብ
- ናይ ጥዕናን መንበሪን መሰላትኩም ንምፍላጥ
- ውልቃዊ ወይ ጉጅላዊ ንጥፈታት ምግባር።
ጉጅለ O2R (2 ሰባት) ኣብ መላእ ዞባ ቪየና Vienne ምስ ገዓዝኩም ፡ ዝሰምዓኩም ዝድግፈኩምን ክትረኽቡ ምኽኣል።
ኣብዚ መደብ ንምስታፍ ግድን፤
- ናይ ምስራሕ መሰል ኣለዎም።
- ኣብ ማሕበረሰብ ከተማ ዓባይ ሻተለሮ communauté d'agglomération du Grand Châtellerault ይነብሩ
- ብማሕበራዊ ሰራሕተኛ ሪፈር ክኸውን
- ስደተኛ ክኸውን፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ ክኸውን
- ወይ ተጠቃሚ RSA ወይ ካልእ ማሕበራዊ ሚኒማታት ( AAH , ASS , ወዘተ) ክኸውን
- ወይ ድማ ንጽል ወላዲ ምዃን
- ወይ ምተኣናገደ ወይ መንበሪ ገዛ ዘይህልወካ።
ኣስተውዕሉ ነዚ ሓገዝ እዚ ንምርካብ ፡ ካብ France Travail , Mission Locale , Cap emploi and AGIR ምስ ዘይህልወኩም ምዃኑ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
eg-o2r-86ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
elise_coucouተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
mariaተርጓሚ/ሚት
yu-duተርጓሚ/ሚት
ismagilova.0305ተርጓሚ/ሚት