Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋ ፈረንሳ ንምጽናዕ

ምስ ቦዲ ሲስተም ረፉጊ ኢ ኤስ Réfugié.e.s

ኣዳላዊ Buddy System Réfugié.e.s ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እቶም ምስ ማሕበርና፣ ወለንተኛታት ዝኾኑ ውልቃሰባት ኣባላት እቲ ማሓበር፣ ክሕግዝኹም እዮም

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብግሊ። ወለንተኛታታና ፣ን 1h30 ኣብ ሰሙን ዝወሃብ ስልተናዊ ሓገዝ

ብ ጉጅለ፣ ኩሉ ኮርሳት 1h30ክሰዓት ኣብ ሰሙን 4እዋን ኣብ ስካይፕ SKYPE.

ብውልቂ ፣ እዚ ኣብ መንጎኹምን ኣብ መንጎ መምህር ናይ ፈረንሳ ኣብ (ኣብ እቲ ላይብረሪ፣ እባ ፓርክ፣ኣብ ኣዳራሽ ...). ክኸውን ይኽእል እቲ ስልጠና ወስንዎ

ብ ጉጅለ። ኣብ እን ላይን፣ ,ኣብ ድላይኩም ክኸውን ይኽእል እዩ። ! ኣን ደስ ዝብለኩም ኴንኩም ተኸታታሉ

ብ ውልቂ።እቶም ወለንተኛታታና፣ ምስ ግዜኹም ተጠዓዕምዎ እዮም

ኣብ መስመር፣ ዝተፈላለየ ደረጃታት ኣገልግሎት ኣሎና

ከመይ ንገብሮ?

ስደዱልና ናብ buddysystem.refugies@gmail.com

ዘድልየኩም ነገራት ሓብሩና

ኣብዚ ብምጥዋቕ ብጽሑና https://asso.alternaweb.org/buddysystemrefugies/contact/

ንምርካብና ኣብዚ ተውቑ https://www.facebook.com/BuddySystemRefugie.e.s/

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • fabro63ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • mariaተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • cécileተርጓሚ/ሚት
  • buddysystem.refugies@gmail.comኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianne georgesተርጓሚ/ሚት

Liens utiles