ምርካብ ደገፍ ኣብ ምምሕዳራዊ መስርሓት ንምካድ
ምስ ምስ LE PTIT BIS - CSC BEAULIEU 86
ኣዳላዊ Centre de Beaulieu , CAF DE LA VIENNE, Ville de Poitiers, Région Nouvelle Aquitaine, L'Office national de diffusion artistique, l'Etatኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእዚ ናይ ምስናይ ን ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓታትኩም ንምፍጻም ንሓፈሻዊ ኩሉ ሰብ ክፉት ዝኾኑ፣ ን ምምሕዳራዊ መስርሕ ደገፍ ንምርካብ ዘኽእል እዩ ።
እቲ ኣገልግሎት እዚ መዓልታዊ ዝተፈላለየ ኣገልግሎታት ዝህብ እዩ፤
- ምካብ መሰል
- ኣብ ስራሕ ምድላይ
- እንተላይ ሌላ ምስ ዲጂታላዊ መሳርሒታት (ኮምፒተር፣ ስማርትፎን፣ ጣብላ)
- ከምኡውን ፊደላት ኣብ ምንባብን ምርዳእን ሓግዝ ምርካብ የጠቓልል።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ቤት ጽሕፈታት
መንበሪ ገዛ
ስራሕ
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ብዛዕባ ኩነታትካ ምስላጥ፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
utilisateur_672609ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
darlapmተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
issam boulekተርጓሚ/ሚት
bybyተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
duvewoተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት