Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ Poitiers

ምስ ለስፓስ ረሶርስ ኢልፎላናግ

ኣዳላዊ Le Toit du Monde ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እዚ ኣብ Poitiers. ዝተባህለ ቦታ ናይ ፈረንሳ ኮርስ ንዝደልዩ ሰባት ዝኸውን ናይ ሓበሬታ ቤት ጽሕፈትን ናይ ትምህርታዊ ከምኡ ውን ናይ ዝተፈላለዩ ዕድላትን ጸጋታት ዝመቃርሓሉ ቦታን እዩ።

ኣገዳሲ ሓበሬታ
እቲ ስልጠና ኣብ ቤት ጽሕፈት ኢንፎላንግ ኣብ ውሽጢ ቤተ መጻሕፍቲMédiathèque François Mitterrand. ሚድያ ፍራንስዋ ሚተራን እውን ዋንነቱ

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ መደባት ወርሓዊ ተኸታተልዎ

ምስ ደረጃኹም ዝመጣጠን

ኣድራሻሻን ቁጽሪ ስልኪ ናይ ማሕበርናን ብምርካብ፣ ብዛዕባ እቶም ስልተናታት ምሕታት ይከኣል።
ተመዝገቡ፣ ምዝራብ ምንባብን ምጽሓፍን ቋንቋ ፈረንሳ ምለኹ።

ከመይ ንገብሮ?

4 Rue de l'Université, 86000 Poitiers

ነፍሲወከፍ de 14h à 17h30.


እቲ ቤትጽሕፈት ን ሓደ ወርሒ ነሓሰ ይዕጾ እዩ

https://www.facebook.com/InfolangPoitiers

ኣብ ወብሳይት እውን ኣለና

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • c.a-infolangኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianne georgesተርጓሚ/ሚት

Liens utiles