ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Service d'accès aux droits
ኣዳላዊLe Toit du Monde
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
ብነጻ
ኣበይ ?
ምርካብ ሓገዝ ብዛዕባ መሰልኩም ፍለጥን ኣብ መስርሕ ምምሕዳር ምሕጋዝን
እንታዩ’ዩ ?
እዚ መደብ እዚ ኣብ ምምሕዳራዊ ወይ ሕጋዊ ጸገማት ንዝርከቡ ወጻእተኛታት ክፉት መሰላት ንምርካብ ዝግበር ደገፍ ።
ዓላማታትታቱ ድማ :
- ፈለማ ሓበሬታ ብዛዕባ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ ሰነዳት መንበሪ፡ ስድራቤት ምምጻእ፡ ዜግነት ፈረንሳ ምህላው ወዘተ ይሕግዝ ።
- በዚ ድማ ምስ ኩነታትካ ዝሰማማዕ ፍታሕ ርኸቡ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ዘይወደቐ ናይ መንበሪ ሰነድ ምህላው
- ስልጠና ምክትታል ፡ ክትሰርሕ፡ ገንዘባዊ ሓገዝ ክትረክብ ምኽኣል...ወዘተ
እንተደኣ ስድራቤት ንምጥርናፍ ሕቶ ኣብ ዝቐርበሉ እዋን ንምስላጡ ሓገዝ ምርካብ።
- በዚ ድማ ክማላእ ዘለዎም ቅድመ ኩነታት ምፍታሽ የድሉ
- ኣብ መወዳእታ ክትህቦም ዘለካ ሰነዳትን ነቲ ሕቶ ንምቕራብ ዝሕግዙ ስጉምትታትን ፍለጥ።
ከመይ ንገብሮ?
ን ኽትረኽቡና ቆጸራ ምግባር ይግባእ።
ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 17 ብ 07 52 02 94 05 ደዊልኩም ኩነታትኩም ግለጹን ቁጽሪ ተሌፎንኩም ሃቡን።
ብርሕሪ እዚ ኣድላዪ እንተኾይኑ ቆጸራ ንምሓዝ ተመሊስካ ክትድውስዱ ትኽእሉ ኢኹም።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ