ኣብ ዩኒቨርሲቲ Poitiers ፕዋትየኽ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ምስ ምስ le DU Passerelle Espoir - Université de Poitiers
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université de Poitiers, Ville de Poitiers, Territoire d'intégrationኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців томуእቲ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Passerelle ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም ዘኽእል መደብ እዩ።
እዚ ናይ 273 ሰዓታት ናይ DU Passerelle HOPE ስልጠና ኮርስ፤
- ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ንጡፋት ክፍልታ
- ኣብ ፈረንሳ ኣካዳሚያውን ሞያውን ፕሮጀክትኩም ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ...
እቲ ስልጠና እንተወሓደ ን 1 ሰሚስተር (4 ወርሒ) ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ድሕሪኡ ድማ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት ይወስድ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠና ታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ስልጠና ዩኒቨርሲቲ ፖይቲየስ ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
admin-du-poitiersኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mariamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት