Avec La Mission locale d'insertion du Poitou - ምርካብ ሓገዝ ናይ ኣሰናይነት ኣብ ምርካብ ውልቃዊ ህይወትን - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ናይ ኣሰናይነት ኣብ ምርካብ ውልቃዊ ህይወትን

ምስ Avec La Mission locale d'insertion du Poitou

ኣዳላዊ Mission locale d'insertion du Poitou ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ሚስዮን ሎካልልን ኣብ ክሊ ዕድመ ካብ 16 ክሳብ 25ዓመት ንዝኾኑ ካብ ትምህርቲ ዓለም ን ዝተሰናበቱ መናሰያት ዝከታተል ትካል እዩ።

እቲ ትካል ፣ን መንእሰያት ኣን ብዙሕ ናይ ሞያ መደባት ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት የሳሊን ።

  • ስራሕ ንምርካብ
  • ኣብ ስልጠና ንምስታፍ
  • ኣብ ምጉዕዓዝ (ትራንስፖርት...),
  • መንበሪ ኣብ ንምርካብ
  • ጥዓና ኣብ ምክትታል
  • ሓብረተሰባዊ ኣፍልጦ ምኽዕባት አዘተ

ስለዚ ሚስዮን ሎካን ናይ Poitiers ከምኡ እውን Grand Poitiersà Grand Poitiers.

ንምንታይከ የዘገድስ?

በዚ መስርሕ እዚ እትሓልፉ ተሳተፍቲ፣ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ስራሕ ኣብ ምርካብ፣ ስልጠናን ክእለቱ ኣብ ምምዕባልን ክትድገፉ ትኽእሉ ኢኹም።

ናይ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ዝኸይድ ናይ ሚስዮሎካል ሓግዝ ከከም ኩነታት ተሳተፍቲ ከከም ብድሆታቶም ንምርካብ የኽእለኩም

ምስ ኣብ ፓንትዮኽ ዝርከቡ ተሓባባርት ኣካላት፣ ከከም እቲ ድሌት ናይ እቲ ተሳተፍቲ፣ ምርኻብ ፣ ን ኣብነት ኣብ ዕላማታት፣ስራሕ ፣ ስልጠና፣ ገዛን ፣ ናይ ምምሕዳር ነገራትን ዘጠቓልል ክኸውን ይኽእል ።

ኣባላትና፣ ቆጸራ ምስ ሓፈሻዊ ሓኪም ፣ ከምኡ እውን ምስ ናይ ሳይኮሎጂ ክኢላ ን ምርኻብ፣ ኣብ ጉዳይ ደቀንስትዮ፣ ዘካተት አኣገልግሎት ንምርካብ ይሕግዙ

ከምኡ እውን ፣ ምእኝቲ ከይንሓምም ብኸመይ ጥዕናና ንከላኸል ዝብል ዝብል ናይ ትምህርታዊ ስልተናታት ይህብ።

ከመይ ንገብሮ?

ቆጸራ ንምሓዝኩም ኣቐዲምና ነመስግን :

ምፍላጡ ዘገድስ ሰኑይ፣ ረቡዕ፣ ሓሙስዓርቢካብ ሰዓታት : 8h30-12h30 ከምኡ እውን 13h30-17h00. ናይ ምሸት ግን ዕጹው እዩ።
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

Liens utiles