ምግዛእ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብ ትሑት ዋጋ
ምህላው ሓገዝ ን ምግዛእ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብትሑት ዋጋ ምግዛእ፡ ላፕቶፕ፡ ጣብላ፡ ስማርትፎን ወዘተ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 3 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምህላው ሓገዝ ን ምግዛእ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብትሑት ዋጋ ምግዛእ፡ ላፕቶፕ፡ ጣብላ፡ ስማርትፎን ወዘተ።
4 ናይ ፍርቂ መዓልቲ ዑደት ስልጠና ዝኽሰብ ፡ ምርካብ ኮምፒተርን ምርካብ መሳርሒታት ኮምፒተርን ዘሎ ዕድል ተጠቐምሉ።
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ሳላ France Travailናይ ቀደም (Pôle emploi). ስልጠና ወይ ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ርኸብ።
ምህላው ውዕል ስራሕ ዝምልከት ሓበሬታ ምርካብ ፈረንሳ መሰረታዊ መሰል ናይ ስራሕ ምፍላጥን ምርዳእን
መምህር ናይ ግሊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ኴንኩም ክትሰርሑ ምኽኣል
ምስራሕ ከም መምህር ምዃን መምህር ኣብ ፈረንሳ ከም መምህር ንምስራሕ ዝተፈላለዩ ኣማራጺታት ርኸቡ።
ምኽኣል ኣብ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ህዝባዊ ትምህርቲ ብውዕሊ መምህር ምዃን