ምርካብ ዕድል ን ምምሃር ፣ ንመኪና መምርሒ ፍቓድ ናይ ቃል ፈተና
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ዕድል ንምምሃር ምምሃር ናይ ክልተ ሚእቲ 200 ሰዓት ቋንቋ ፈረንሳ ምምሕያሽን ምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪናን፣
ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ንምምሕያሽ ምእንቲ ክትክእሉ ፣ ወለንተኛታትና፣ ኣብ ምምሃርርኩም ምስልጣንኩምን ክሳተፉ ድልዋት እዮም
ምሉእ ብምሉእ ውልቃዊ ኮርስ ንመንእሰያት (ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት)
ንምምፍታ ፈተና ፍልጠት ፈረንሳ (TCF) ገምጋም ፈረንሳን (TEF) ኣብ ወግዓዊ ማእከል
ኣሳሰይቲ ብምኳን ናይ CAP ዲፕሎም ዝተረጋገጸ ዘለዎ፣ ስልጠና እዚ ድማ ቀዋሚ ስራሕ ንምርካብ ዘኽእል እዩ።
ምርካብ ዝተፈላለየ ንጥፈታ ብ ምስታፍ ፣ ምስ ካልኦት ደቂ ገዛውትኹምን ን ምልላይ ዘክእል ብነጻ መደብ ኣብ መላእ እዋን ኣብ
ኮድ ቃላት ጽርግያን ንምምሕያሽ ስልጠና ምርካብ ምእንቲ ክንክእል።
ምርካብ ኣብ ውልቃዊ ፕሮጀክትኩም (መጽናዕትታት፡ ሞያዊ) ከምኡ’ውን ኣብ ሞያዊ ውህደት ክትድገፍ ምኽኣል።
ምእንቲ ቋንቋ ፈረንሳን ሒሳብን ተማሃር፡ ኢንተርንሺፕ ግበር፡ ፋይናንሳዊ ሓገዝ ክትረኽቡ ወዘተ
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ን ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ስደተኛታት ነጻ ትምህርቲ ፈረንሳ
ምስታፍ ኣብቲ ሳላ ስነ-ጥበብ ምስ ባህላዊ ማሕበር ኣሲሶሽን ግበረ ሰናይ ፤ ብቅዓት ናይ ክብሪ ንምሃብን ኣብ መንጎ ክልተ ባህሊ ምክፋልን ::
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ዝተፈላለየ ኮርስ ንደቂ 16-25 ዓመት፣ ናጻ ንኽኾኑ ዝሕግዝ መደብ እዩ
ኣብ PADEM ናይ ፈረንሳ ቋንቋ መጽናዕቲ ኣብ 6 ኣዋርሕን ምውህሃድ ን ስራሕን ኣብ ሓጺር ኣዋርሕ
ህጹጽ ሓገዝ ንምሕታት ፡ ኣብ ሆስፒታል ቆጸራ ንምሓዝ፡ ነጻ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ
ዝርርብ ዝቖጽሩ ዘለዉ ሞያታት፡ ኣገልግሎት ከተማ ብምፍላጥ ስራሕ ምርካብን
ምእንቲ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ምዝራብን ምጽሓፍን፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ንምርድዳእ፡ ብዛዕባ ባህሊ ፈረንሳ ንምምሃር ልትክእሉ
ንምርካብ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት A1, A2, B1 ሰሉስ ምሸትን ቀዳም ንግሆን ምስታፍ።
ምእንቲ ኣብ እዋን ቃለ መሕትት ስራሕ ንነብስኻ ንምርኣይ ዝሕግዘካ ኣገልግሎት ፈረንሳ ትራቫይል
ምርካብ ስልጠና ናይ 1 ወርሒ ትምህርቲ ፈረንሳ ንስራሕን ን TEF (French Evaluation Test) ንምውሳድን
እንተደኣ ብ መጻምድቲ ወይ ብ ኣባላት ስድራቤት ስድራቤት ንዝተፈጸመ ግዳያት ዓመጽ ዝግባእ ሓገዝ ርኸቡ
ምእንቲ ንሞያዊ ቃለ መሕትትኩም ንምድላው ብሕታዊ ምኽርን ነጻ ክዳውንትን ንምርካብ