ቃንቃ ፈረንሳይ ምምሕያሽ ምዕባለ ምግባር
ምስ La Maison du FLE

ቃንቃ ፈረንሳይ ምምሕያሽ ምዕባለ ምግባር

ምስ 
La Maison du FLE

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 26 janv. 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ቦታ መቐበሊን መሰልጠን ን ሓበሬታ ንስዴተኛታት ዝምልከት መደብ ናይ ፍሉ ኢዩ ቦታ ኣብ ከተማ ሜትስ Metz.

La maison du FLE ከምኡ`ውን ምስ ናይ ሞያዊ ዝተኣሳሰር ንተማሃሮ ቋቋ ፈርንሳ ፣ ንምክፋል ንምድህሳስን ፍልይ ዝበለ ሓጋዚ መደብ የዳሉ።

ንመን ኢዩ ፧

ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 80 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

57 - Moselle

ዕድመ ይሓትት
ካብ 16 ናብ 80 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

57 - Moselle

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ቦታ መቀበልን ክፍሊ ሓበሬታን

La maison du FLE ንስዴተኛታት ብምቅባልን ናብ ናይ ሞያዊ ዝስልጥን ወይ ናይ ተግባር ፍሉይ መስልጠኒ ቦታ እዩ።

ሓሳብ ዝለወዋጥሉን ሰብ ሞያ ድምጾም ዘስምዕሉን እውን እዩ ።

ን ሰልጠንቲን ሰራሕተኛታትን ኣብ ስራሕ ናይ ተግባር ሓሳብ ንምቅይያር ክሕግዝ ይኽእል፤፣

ንትካላት ኣብ መሳርሕን ሓበሬታን ንምምዕባል ይሕግዝ፤፣

ሓደ ናይ ኣመሃህራ ሜላ የቅርብ፣

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ብ ተኤፎን 03 87 35 22 51

ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቑ ici

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
16 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
15እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

La Maison du FLE