ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ንምግባር ምድላው ግበሩ
ምስ ምስ Coup de Pouce vers l'emploi
ኣዳላዊ La Cravate solidaire Metz ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansዕልዋ ዓውደ መጽናዕቲ ብነጻን ንዝኾነ ብንጥፈት ስራሕ፡ ስልጠና፡ መደብ ስራሕ-መጽናዕቲ፡ ልምምድ ወዘተ ዝደሊ ሰብ ክፉት እዩ።
ምእንቲ ጽቡቕ ምኽሪ ንምርካብ ፡ ሞያዊ ፕሮጀክት እንተሃልዩን ብዝበለጸ ድማ ድሮ መደብ ተታሒዙሉ ዘሎ ቃለ መሕትት ክህልወኩም ይሓይሽ ።
እቲ ዓውደ መጽናዕቲ ንምስታፍ 4 ደረጃታት ይፍጸ፡ ፤
1) ቕንግዶት : ኣቀራርባ ናይቲ ዓውደ መጽናዕቲ፣ መልሲ ንሕቶታትን ኣብ ዙርያ ሞያዊ ፕሮጀክት ንምዝታይ ።
2) ብኸመይ ኣለባብ : ምምራጽን ምልጋስን ዝምጥን ፕሮፌሽናል ኣከዳድና ።
3) ናይ HR coaching : ምስ በዓል ሞያ ቃለ መሕትት ንወግዓዊ ሕቶታት ቃለ መሕትት ንምድላው።
4)ከምኡውን Photo shoot : CV ፕሮፌሽናል ማሕበራዊ መራኸቢታትን ዝኸውን ፕሮፌሽናል ስእሊ እዩ ክኸውን ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ድሕሪ 3 ወርሒ ንኹሎም ንደውል፣ ኣድላዪ እንተኾይኑ ንኻልኣይ ግዜ HR coaching ናይ ምግባር ተኽእሎ ኣሎ።
ድሕሪ 3 ወርሒ ንኹሎም ንደውል፣ ኣድላዪ እንተኾይኑ ንኻልኣይ ግዜ HR coaching ናይ ምግባር ተኽእሎ ኣሎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
Aceምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
lcs-fareኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
issam boulekተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት