Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ ንመንእሰያት ምህላው

ምስ ምስ Mission Locale du Pays Messin

ኣዳላዊ Mission Locale du Pays Messin ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

La Mission Locale ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ Pays Messinዝርከቡ

  • መዓልታዊ ህይወት ዝጠቕም ምምሕዳራዊ ስርሓት ምሕጋዝ
  • እንተላይ ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ
  • ከምምኡውን ስልጠና ወይ ስራሕ ምርካብ ይሕግዝ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ናይ ትካልን ኣማከርቲ ከከም ድሌትኩም (መዓልታዊ ህይወት፡ መንበሪ ገዛ፡ ጥዕና፡ ስራሕ ወዘተ) ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ ክድግፍኹም ይኽእል እዩ።

ከምኡውን ገንዘባዊ ሓገዝ ትረክብ እዚ ድማ ከከም ዝተመርጸ ኮርስን ውልቃዊ ኩነታትካን (ዕድመ፡ ጸጋታት ወይ ናይ ገዛኻ) ይፈላለ ሓገዛት ዝዓለመ እዩ።

ንኣብነት ናይPACEA ደገፍ ውዕል ወይ CEJ (ናይ መንእሰያት ስራሕ ውዕል) ምምራጽ ይከኣ እዩ።

CEJ ን6 ኣዋርሕ ዝፀንሕን ን12 ኣዋርሕ ዝሕደስን ጽዑቕ ደገፍ እዩ። ንመብጽዓታትካ እንተ ኣኽቢርካ እንተበዝሐ €528 ዝበጽሕ ሓገዝ ክትረክብ የኽእለካ።

La Mission Locale ሚሽን ሎካል ዱ ፔይስ መሲን ናይ ስራሕ ዕድል ይህብን ምስ መሻርኽቱ ከራኽበኩም ይኽእል እዩ።

ንቃለ መሕትት ስራሕምድላውእውን ሓገዝ ክትረኽኑ ትኽእልሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

ንዘኢ ንምግባር ብተሌፎን ቆጸራ ክትሕዙ ትኽእሉ ወይ ድማ ናብ ሓንቲ ካብተን 4 ጨናፍርና ክትመጹ ትኽእሉ ኢኹም (ኣብ ታሕቲ ካርታ ርአዩ)።

Lieu d'accueil

3 BIS Rue d'Anjou, 57070 Metz, France

03 87 74 56 40

41 Rte de Jouy, 57160 Moulins-lès-Metz, France

03 87 21 17 17

3 Rue Paul Eluard, 57525 Talange, France

03 87 51 95 15

3 Rue du Chapitre, 57140 Woippy, France

03 87 31 95 87

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • cweilandኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • abdulrahmanተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles