ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ PIAL
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሓተትቲ ዑቕባ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1
ፍሉያት ተሳተፍቲንኡሳት
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝለኦኣለ 6 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 1 séance ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሓሙስ
ኩነታት
ካብ l’OFPRA ኦፍራ፣ ናይ ልደት ሰርቲፊኬት ምርካብ
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ኣበይ ?
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ብ ፓል ዝፍለጥ PIAL (Integration Pathway through Language Learning) ን ካብ ኣህጉራዊ ሓለዋ ተጠቀምቲ ዝኾኑ መንእሰያት ወጻእተኛታት ፡ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ፡ ቋንቋ ፈረንሳ ውሑድ ወይ ውን ዋላ ሓንቲ ኣፍልጦ ዘይብሎም ንምምሃር ዘይብሎም ስርዓት እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
እዚ ድሕሪ ናይ 3 ወርሒ ስልጠና መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልወኩም ዘኽእል እዩ ።
ቋንቋዊ ኣፍልጦ ዘለዎ ደረጃ ከም A1, A2, B1 ወይ B2 ክህልወኩም ይገብር።
ኣብቲ እዋን ትምህርቲ፡ ንመዓልታዊ ህይወትን ኣብ ስራሕን ፈረንሳ ዘገልግሉ ደረጃ ንምፍላጥ ትመሃሩ።
ከመይ ንገብሮ?
- ተወከሱና ብስልኪ፡ 03 87 93 97 27
- ብኢመይል ፡ accueil@mlmc.fr
ኣድራሻና Adresse : 44 boulevard de Lorraine 57500 Saint-Avold
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ