ምስ PIAL (Parcours d'intégration pour l'acquisition de la langue française) - ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ፡ ሒሳብ ተማሃሩን ትካል ስራሕ ልምምድ ምግባርን። - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ፡ ሒሳብ ተማሃሩን ትካል ስራሕ ልምምድ ምግባርን።

ምስ ምስ PIAL (Parcours d'intégration pour l'acquisition de la langue française)

ኣዳላዊ Mission Locale du Nord Mosellan ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

እዚ ኮርስ PIAL ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ፈረንሳውያን ዘይዛረቡ መንእሰያት ወጻእተኛታት ክፉት ኮይኑ ።

እዚ ካብ 3 ክሳብ 6 ወርሒ ዝጸንሕ ኮርስ ኮይኑ መደባቱ ድማ ፤

  • ኮርሳት ናይ ፈረንሳን ሒሳብን ኮርስ ምውሳድ
  • ከምኡውን ናይ ንግዲ ልምምድ ምግባር
  • ክሳብ ን3 ወርሒ €528 ዝኸውን ገንዘባዊ ሓገዝ ይንክህልወሉምን ምግባር።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ፈረንሳ ብምምሃር ብኣፍን ብጽሑፍን ምዝርራብ ምእንቲ ክኽእሉ
  • ከምኡውን መሰረታዊ ትምህርቲ ሒሳብ ተማሃር።

ኣብ ሞያኻ ተመርኲስ ኣብ ትካላት ስራሕ ልምምድ ምግባር። ኣብነታት፡ ቀባኢ ገዛ፡ መሸጣ፡ ዳቦ ዝሰርሕ፡ ፓስተር ሼፍ፡ ኣሳሳዩ መግቢ፡ ኣገልጋሊ...ወዘተ ምኽኣል

ልሳብ ን3 ወርሒ €528 ዝግመት ገንዘባዊ ሓገዝ ናይ ምርካብ ክእለት ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

Pour les jeunes du secteur d'Hayange :

ብተሌፎን ወይ ብኢመይል ቆጸራ ውሰድ:

ኣብ ጽላት D'Hayange : ንዝርከቡ መንእሰያት፤

ኣብ ከባቢ Thionville : ንዝርከቡ መንእሰያት፤

ንዑ ኣብ ሳይት ርኸቡና።

  • 15 ሩ ደ ላ ማርነ - 57700 ሃያንገ
  • Route d'Illange - 57970 YUTZ
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 15 rue de la Marne 57700 Hayange
  • 0382854545

  • Rte d'Illange, 57970 Yutz, France
  • 0382828515
Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • Aceምምሕዳር
  • sonia benarfaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • bissoተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles