ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃርን ስራሕ ምርካብን
ምስ ምስ PADEM
ኣዳላዊ PADEM ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки томуኣብ PADEM ናይ ፈረንሳ ቋንቋ መጽናዕቲ መደብ ን 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ እናተሓገዝካ ዝወሃብ ትምህርቲ ኣብ ሞሰል Moselle. ዝባሃል ቦታ እዩ
እዚ ዝስዕብ ንጥፈታት ድማ ክትገብሩ ንዕድመኩም
- 150 ሰዓታት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ
- 25 ሰዓታት ናይ ኢንተርነት
- ናይ ባህላዊን ምዝንጋዕን ስፖርታውን መድደባት ምስታፍ
- ኣብ ምድላይ ስራሕ ዝሕግዝእኩም ናይ ስራሕ ንጥፈታት ምግባር
- ሓደ ናይ ምትሕግጋዝ መደብ ምስታፍ
- ኣብ ክልል Messin ዝርከባ ናይ ስራሕ ትካላት ቡን ሻሂ ምስታይ
i ኣገዳሲ ሓበሬታ
እዚ መደብ እዚ ኣብ ግዝኣት Moselle ዝርከቡ ስደተኛታት ዝምልከት እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
7 Rue Clérisseau, 57000 Metz, France
0951895339
info@padem.org
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
alaa.kouaiderተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyተርጓሚ/ሚት
pademኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ