ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Metz FrenchPRO
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኩነታት
ኣበይ ?
ፈተና ናይ TCF ወይ TEF ምሕላፍ
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ናይ ፈረንሳ ፍልጠት ፈተና (TCF) ወይ ናይ ፈረንሳ ገምጋም ፈተና (TEF) ውህደት፣ መንበሪን ዜግነትን (IRN) ናይ ምውሳድ ተኽእሎ ፣ ወግዓዊ ምስክር ወረቐት ደረጃ ፈረንሳ ኣድላዪ ዝኾኑ፤
- ኣብ ንዩኒቨርሲቲ ንምምዝጋብ (ኣንተወሓደ ደረጃ B2)
- ንፈረንሳዊ ዜግነት (ዝተሓተ ደረጃ B1) ምምልካት ይግባእ
- ናይ 10 ዓመት ነባሪ ካርድ (ዝተሓተ ደረጃ A2) ምምከት ቋንቋ ክሁ ይግባእ
ስራሕ ኣብ ምርካብ እውን ክሕግዝ ይኽእል እዩ፣ እቲ ትካል ናይ ፈረንሳ ደረጃኻ ወግዓዊ መርትዖ እንተደልዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ነቲ ፈተና ንምውሳድ፡ ኣብቶም 4 ሞያታት ክትሰርሕ ኢኻ፡ ጽሑፋውን ናይ ቃል ምርዳእ፡ ጽሑፋውን ኣፋውን ኣገላልጻ ክትመሃሩ ኢኹም።
እምበኣርከስ እቲ TCF ወይ TEF IRN ክጥቀመሉ ይኽእል፤
- ኣብ ሞያዊ ኩነታት (ሓድሽ ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይ፡ ኣብ ትካልካ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ምርግጋጽ ወዘተ)
- ኣብ ምምሕዳራዊ ኩነታት (ፈረንሳዊ ዜግነት ንምርካብ ፋይል ምግባር፣ ካብ ፕረፈክቸር ናይ 10 ዓመት መንበሪ ፍቓድ ምሕታት ወዘተ)
- ኣብ ኩነታት ዩኒቨርሲቲ (ናይ ዩኒቨርሲቲ መመልከቲ ወዘተ) ይሕግዝ።
ንፈተና ንምድላው ገጽ ንገጽ ስልጠና ምግባር ይከኣል እዩ፣ ብደረጃ ገምጋም፣ ትምህርቲ ፈረንሳን ናይ ፈተናን ውሰዱ።
ግዴታ እኳ እንተዘይኮነ ፣ ብ CPF (Personal Training Account) ክኽፈል ይኽእል።
ከመይ ንገብሮ?
ንምምዝጋብ እምበኣር TCF ወይ TEF IRN ኣብዚ ገጽ
ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ምስ Metz FrenchPRO ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፤
- ብኢመይል info@metzfrenchpro.com ክትጽሕፍ ትኽእል ኢኻ።
- ኣብ ቦታ: 9 rue Graham Bell, 57070 Metz
- ብተሌፎን፡ 07 66 56 85 68።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ