Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ኣብ ምሸታዊን ከምኡውን ኣብ እዋን ዕረፍቲን

ምስ ምስ la Maison du FLE

ኣዳላዊ La Maison du FLE ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንተደኣ ስራሕ ሰዓታት ወጻኢ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ብመዓልቲ ንዘይርከቡ ሰባት፤

  • ሰሉስ ካብ ሰዓት 17፡15 ክሳብ ሰዓት 19፡15
  • ቀዳም ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 11 ኣኣብ ዘሎ እዋናት

ንምንታይከ የዘገድስ?

እንተደሊኹም እቲ መዓልታትን ግዜን ንሞያዊ መደብ ሃልይኩም ንኹሉ ከተጠቓኦሙ መታን ዝዓለመ እዩ።

  • ምኽኣል ብፈረንሳ ብዝበለጸ ምርዳእን ምዝርራብን
  • ከምኡውን ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ጉጅለ ምዕባለ ምግባር

እዚ ኣብ መትዝ Metz ዝነብሩ ሰባት ክትራኸበሉን ተመኩሮኹም ንምክፋል ዝሕግዝ ዕድል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ ደውሉልና፡ 03 87 35 22 51
  • ኣብ ቤት ጽሕፈትና ምጹ ብ ኣድራሻ ፡ 3 rue du Limousin, 57000 Metz

Lieu d'accueil

3 Rue du Limousin, 57070 Metz, France

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • mdf 57ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • purpleheartተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • issam boulekተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles