ርእስኹም ንኽትክእሉ ምእንቲ ቋንቋ ፈረንሳ ተመሃሩ
ምስ ምስ la Maison du FLE
ኣዳላዊ La Maison du FLE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому
ምእንቲ ስራሕ ንምርካብ ከምኡ ውን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ናጻ ንምዃንን ዘኽእል ኣብ ሰሙን ናይ 4 ሰዓታት ኣብ ዝወሃብ መደብ ናይ ትምህርቲ ኣብዞም ዝስዕቡ ዘተኮሩ ምስታፍ
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት
- ምስ ኣብ ጥቓኹም ዝርከባ ማሕበራት፡ ምምሕዳራት፡ ህዝባዊ ኣገልግሎታት ንምርካብ ዘኽእል ኣፍልጦ ንምህላው
- ምስ ኩነታትኩም ዝሰማማዕ ስራሕ ኮነ ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
mdf 57ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
purpleheartተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
issam boulekተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት