ምርካብ ናይ መንበሪ ኣድራሻ
ምስ ምስ L'UDAF de Metz
ኣዳላዊ UDAF 57 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansUDAF ናይ ሞሰል Moselle ጶስታኩም ንምቕባል ምምሕዳራዊ ኣድራሻ (domiciliation) ክህልወኩም ዘኽእል ኣገልግሎት እዩ።
ኣገዳሲ
እቲ ናይ ኣድራሻ ወይ ዶመሲልያዮን ንኽህልኩም ግድን ክማልእ ዘለዎ ነገራት፤
-ንጽል በይንኻ ምዃን (ብዘይ ውላድ)
- ተጠቃሚ RSA (ንጡፍ ናይ ምትሕግጋዝ እቶት) ክኸውን
- ኣብ ሜትዝ Metz እትነብሩ ምዃን።
እቲ ናይ ኣድራሻ ወይ ዶመሲልያዮን ንኽህልኩም ግድን ክማልእ ዘለዎ ነገራት፤
-ንጽል በይንኻ ምዃን (ብዘይ ውላድ)
- ተጠቃሚ RSA (ንጡፍ ናይ ምትሕግጋዝ እቶት) ክኸውን
- ኣብ ሜትዝ Metz እትነብሩ ምዃን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
marwahusseinali@hotmail.comተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት