ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ sur 200
ምምሃር ሞያ ኢደ ጥበብ
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ፈረንሳ ተማሃር
ኣብ ሓደ ናይ ቋንቋ ስልጠና ማእከል ንሱ እውን ወግዓዊ ማእከል ፈተና ዝኾነ ቋንቋ ፈረንሳኻ ኣመሓይሽ።
ወለንታዊ ኣገልግሎት ንምሃብ
ማሕበር Benenova ኣብ ከተማታት Paris, Lille, Nantes et Rennes (ኣብ ከተማታት ፓሪስ፣ ሊል ፣ ናንቴ ረንን) ወልንታዊ ስራሕ ስራሕ ዕድል ትኸፍት::
ምርካብ ሓበሬታ ንምንባር ኣብ Saint-Nazaire
ምርካብ ተሳትፎ ኣብ PARL'On ንስደተኛታታ ኣብ Saint-Nazaire ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣብ ምጽፋፋ ንምሕጋዝ
ኣብ ሓደ እንዳ ቤትሰብ ምጽላል
"J'accueille" ኣብ ሓደ ቤተሰብ መዕቆቢ ዘለዎም ን ስድተኛታት ንምጽላል ዝኽላኡ ተራኽብ፣
ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ la Loire-Atlantique
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምእንቲ ምስማዕን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝን ጽቡቕ ስማዕቲን ምርካብ
ምርኻብ CESaME44 ናይ ዝኾነ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ኣእምሮኣዊ ጥዕና ንምሕብሓብ ይሕግዝ፣ ምስማዕ፣ ሓባራዊ ንጥፈታት ተሳተፉ...ወዘተ
ማሕበራዊ ምትእስሳር ናይ ደቂ ገዛውቲ ንምድልዳል
La Cloche ሓደ ማሕበር ኮይኑ ናይ ደቂ ገዛውቲ ምትሕቑቛፍ ክድልድል ዘሰርሕ እዩ።
ፈረንሳ ተማሃሩ
ምድንፋዕ ኣብ ፈረንሳን ምንባር ናይ ፈረንሳ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ስራሕ፡ ዜግነት፡ ተሳትፎ ኣብ ባህላዊ ህይወት ንጥፈታት
ናይ ትካል ምውናን ዓውዲ፣ ወይ 'ኢንተርፕረነር' ምድህሳስ
ንመደብ ስልጠና ናይ ጉጅለወነንቲ ንኣሽቱ ትካላት ናብ ናይ ስራሕ ምልዋጥ መደብ ምትግባር
ምስ ካልኦት ነበርቲ Nantes ናንተ ምግቢ እናከሰንኩ ተተላለዩ
ምስ ካልኦት ሰባት ምግቢ ምኽሻንን፣ ብሓባር እናተመገብኩም ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ምስታፍ...
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ስራሕ ንምድላይ ዝጠቅም
ምእንቲ ኣብ ሰሙን 4 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ (ንባብ፡ ምጽሓፍ፡ A1) ከምኡ’ውን ናብ ሞያዊ ዓለም ንምእታው ዝሕግዝ ማሕበር ክትራኸቡ ክትክእሉ
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምእንቲ ነጻ ምዃን
ምኽኣል ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንማሕበራውን ሞያውን ህይወት + ልምምድ ኣብ ናንተስ፡ ሴንት ናዛየር፡ ላ ሮሽ ሱር ዮን stage à Nantes, Saint Nazaire, La Roc
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ፈተና ውሰዱ
ምእንቲ ናይ ጽሑፍን ኣፋውን ደረጃኻ ንምምሕያሽ ዝወሃብ ኮርሳት ፈረንሳ (ደረጃታት A2, B1 and B2)
ንናይ ስራሕ ቃለ መሕተት ንምድላው ክትሕገዙ ምስ እትደልዩ
ቅድሚ ናይ ስራሕ ፈተና ምኻድኩም፣ ን ቂጸራ ዝሕግዝ ንምድላው ምእንቲ ክትክእሉ ብሕታዊ ምኽርን ነጻ ክዳውንትን ካልእን ምትሕብባር ንገብር
ምፍላጥ ደረጃታት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ምድላይ
ምርካብ ኣፋውን ጽሑፋውን ገምጋም፡ ናይ ፈረንሳ ኮርስ ንምርካብ ሓገዝ፡ ብሕታዊ ምኽሪ
ምዕጃብ፣ ንጥፈታት ግበርን ብውልቂ ተዓጂብካ ምኻድን እዩ።
ምርካብ ሓገዝ፣ ንጥፈታትን ምኽርን ንህጻናትን መንእሰያትን ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ካብ ወለንተኛ
ምርካብ ሰማዒ ንናይ ንደቂ ኣንስትዮ ብፍላይ ግዳያት ዓመጽ ምስ ዝኾና
ምርካብ ምስማዕ፡ ምኽሪ፡ ሓገዝ ንመዓልታዊ ህይወት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ከቢድ ኩነታት ዓመጽ
ትፈልትውዎ ስፖርት ዳህስሱ
ምእንቲ ምሉእ ሰሙን ንጥፈታት! ጂምናዝየም፡ ኩዕሶ እግሪ፡ ክሪኬት፡ ኩዕሶ ሰኪዔት፡ ባድሚንተን፡ ብሽክለታ፡ ምሕንባስ...ወዘተ ክትገብሩ
ምድላው ናይ ጽርግያ ኮድ ምድላው።
ምፍላጥ ብዛዕባ ኣብ ሰሙን 4 ፍርቂ መዓልቲ ኮድ ጽርግያ፡ ቃላት ምዝዋር መኪና፡ መጓዓዝያ ንምርዳእ
ምርኻብ ምስ ሰባት ኣብ ናብተ Nantes ናንተስ ዝርከብ ንጥፈታትን
ንምልላይ መስ ከተማ ኣብ መንጎ ባህልታት ዝግበር ሽርክነት ምህናጽ