ፈረንሳ ተማሃር
ምስ ማሕበር ሌስ ኦ ቪቭስ-ኤማውስ

ፈረንሳ ተማሃር

ምስ 
ማሕበር ሌስ ኦ ቪቭስ-ኤማውስ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 5 août 2022

እንታይ ኢዩ?

ምስ OFII ናይ A1 ስልጠና ወዲእካዮ ኣለኻ እሞ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር ክትቅጽል ትደሊ? ኣርባዕተ ፍርቂ ጽዑቕ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንህብ፤

  • ምድልዳል ብጽሑፍ
  • ሀ1
  • A2 ንሞያዊ ዕላማታት ዝኸውን
  • ለ1

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ናይ OFII A1 ኮርሳት ወዲኦም እዮም።

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 2 ክሳብ 4 ወርሒ፡ ኣብ ሰሙን 3 ፍርቂ መዓልቲ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

44 - Loire-Atlantique

ኣገዳሲ

ናይ OFII A1 ኮርሳት ወዲኦም እዮም።

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 2 ክሳብ 4 ወርሒ፡ ኣብ ሰሙን 3 ፍርቂ መዓልቲ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

44 - Loire-Atlantique

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ደረጃ ቋንቋኻ ኣመሓይሽ

  • ናይ ኣፍን ጽሑፍን ክእለትካ ብፈረንሳ ኣመሓይሽ
  • ርእሰ-ምሕደራ ምርካብ

ናይ ቋንቋ ዲፕሎማ (DCL) ውሰድ .

ናይ ቋንቋ ክእለት ዲፕሎማ (A2ን B1ን) ውሰድ።

ሞያዊ ስነ-ቓላት ተማሃር

ናይ ሓደ ሞያን ናይ ሓደ ትካል ህይወትን ሞያዊ ቃላት ክትመሃር ትኽእል ኢኻ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ንመወከሲኻ ንኽረኽበና ሕተቶ!

ምስ ናይ ስራሕኩም ወይ ማሕበራዊ መወከሲኹም ተዘራረቡ ንሱ ድማ ብስልኪ 06.47.46.92.54 ወይ ብኢ-መይል fle@asso-leseauxvives.fr ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Association Les Eaux Vives-Emmaüs