Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ጀ ኣከይ J'accueille

J'accueille Nantes
ኣዳላዊJ'accueille Nantes

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}

ኣብ ሓደ እንዳ ቤትሰብ ምጽላል

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

ካብ 3, 6ወይ እውን 12 ኣዋርሕ፣ ንምዑቃብ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ን ሓደ ሰብ ካብ እዋን 3ክሳብ 12ኣዋርሕ፣ . ኣብ ሓደ ቤተሰብ ጽቡቕ ርክብ ተራኸቡ፣ ሓደ ናይ ኣአንገድቲ ሃገር ንምፍላጥ፣ ዝምድናን ሓውነትን ንምጥራይ

ብምጽላል ኣይትሰከፉ ፣ መደባትኩም ንምስራዕ ድማ እኹም ግዜ ክትረኽቡ ኢኹም። : ትምህርቲ ናይ ቂኣንቋ ፈረንሳ ክሰቡ፣ስራህ እውን ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም። ..

ኣብ እቶም መዕቆብትኹም ኣብ እትህልውሉ እዋን እቶም ኣሲስታንት ሶሻላትና፣ ዝገበኣኩም መሰላትኩም ኣብ : ምድላይ ገዛ፣ ሓነ ናይ ሞያ መደብ እውን ግበሩ፣ ... ኣባላት ናይ J'accueille ዝግበኣኩም ሕቶታትኩም ክምልስ እዮም፣ ከምኡ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት (ትያትር፣ jጃርዲን ፣ሲነማ ካልእን ንጥፈታት ..) ተሳተፉ

ከመይ ንገብሮ?

ደውሉልና 07 49 78 43 23ጸሓፉልና nantes@jaccueille.fr ኣብ ኢንተርኔት ረኸቡና : www.jaccueille.fr

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
mariammariamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
cécilecécileተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
j'accueille nantesj'accueille nantesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ