Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ኣብ ኣብ ባህላውን ስፖርታውን ዓውደ መጽናዕትታት

ምስ ምስ PACCO

ኣዳላዊ PACCO ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ዓውደ መደባት ንኹሉ ክፉት ኮይኑ ዓመት ምሉእ ብነጻ ኮይኑ፡ እዚ ድማ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ድማ ክቕየር ይኽእል።

ገለ ኣብነታት ኣብ ገለ እዋናት ዓውደ መጽናዕትታት እነሆ፡ ስፖርት፡ ሳዕስዒት፡ ደርፊ፡ ምብሳል መግቢ፡ ትያትር...ወዘተ


ክፍለጥ ዘለዎ
ንዓኻ ዝምጥን ዓውደ መጽናዕቲ እንተዘይረኺብካ፡ ናይ ገዛእ ርእስኻ ዓውደ መጽናዕቲ ፈጢርካ ድሌታትካ ከተካፍል ትኽእል ኢኻ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ዝኾነ ትፈትዎ ንትፈታት ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም: ሳዕስዒት: ደርፊ: ምኽሻን : ናይ እግሪ ጉዕዞን ...ክኸውን ይኽእል

እዚ መደባት ሓባራዊ ንጥፈታት ምግባርን ሓደስቲ ሰባት ክትራኸብን ፈረንሳ ክትዛረብን የኽእለኩም።

ናይ ባዕልኹም ወርክሾፕ ክትፈጥሩ ዕድል ኣለኩም። ኩሉ ሓሳብኩም ተቐባልነት ኣለዎ !

ከመይ ንገብሮ?

ክትምዝገቡ ምስ እትደልዩ

Lieu d'accueil

31 Rue Gabrielle le Pan de Ligny, 44000 Nantes, France

06 11 15 12 74

contact@asso-pacco.org

Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • paccoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kaisተርጓሚ/ሚት
  • olgተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
  • ashተርጓሚ/ሚት
  • jeevanተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles