ምርኻብ ምስ ሰባት ኣብ ናብተ Nantes ናንተስ ዝርከብ ንጥፈታትን
ምስ ምስ PACCO
ኣዳላዊ PACCO ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእምበኣርከስ ናብ ሓዳስ ከተማ መጻኢ መጠን ሓደስቲ ሰባት ክትላለዩ ቀሊል ኣይኮነን እሞ፣ ማሕበርና ፓኮ PACCO ካብ ናንተስን Nantes ካልኦት ብዙሓት ሃገራትን ዝመጹ ሰባት ክትራኸብ የኽእለካ!
እቲ ዕላማ ማዕበርና ካብ ወጻኢ ዝመጽእ ሰብን ካብ ናንተስ ዝመጸ ሰብን ምትእስሳር እዩ ፣ ብመሰረት ናይ ሓባር ረብሓኹም፣ ድሌታትኩም፣ ኒሕኩም...ወዘተ
ኣብ ቴራስ ቡን ክትሰቲ ክትከይድ binôme፡ ኣብ ሰሙን ዕረፍቲ ስፖርት ክትጻወት፡ ወይ ድማ ብሓባር ናብ ንጥፈታት ፓኮ PACCO ክትመጽእ መሻርኽቲ ድለ!
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
ዝነብረሉ ከተማን ዞባን ምፍላጥ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
paccoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kaisተርጓሚ/ሚት
piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
ashተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
anihተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት