ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ስራሕ ንምድላይ ዝጠቅም
ምስ ምስ La Fraternité Saint-Nazaire
ኣዳላዊ La Fraternité de la Mission Populaire de Saint-Nazaire ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуምእንቲ ደረጃኻ ንምምሕያሽን ስራሕ ንምድላይን ዝሕግዙ ኮርሳት ፈረንሳ ምስ እዞም ዝስዕቡ ዝርዝራት ክሰብሎም
- ፈለማ ምንባብን ምጽሓፍን ናይ ምምሃር ዕድል ምርካብ
- ከምኡውን መዓልታዊን ሞያውን ኩነታት ህይወትምምሕያሽ
- ምእንቲ ተመኩሮኻን ስራሕካን ብኸመይ ከም እተቕርብ ዝሕግዙ ምኽርታት
- ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ትካላት ንግዲ ብኸመይ ከም ዝሰርሑ መብርሂታት ምሃብ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ስራሕ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
claire-fraternitéኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
djedoተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
duliepaolenaተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት