ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1098 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ንምውራድ ዌብሳይታትን ሞባይል ኣፕሊኬሽናትን ንምፍጣር ስልጠና ውሰድ
ን ምልላይ 7 ሰሙን ምሉእ ግዜ ምስ ቴክኒካዊ ክእለትን ኮርሳት ፈረንሳን ምኽኣል

ምምሃር መሰረታዊ ትምህርቲ ኮምፒተርን ምዕባለን ቋንቋ ብፈረንሳ
ምምህሃር ንስራሕን ንሞያዊ ኣገባባትን ኮርሳትን ፈረንሳ ኮምፒተር ንምጥቃም 7 ሰሙን

ምምሃር ኮምፒተር ምጥቃምን ብ ቋንቋ ፈረንሳ ምዕባለን ምግባር
ምኽኣል ናይ 7 ሰሙን ስልጠና ምስ ዲጂታላውን ፈረንሳውን ትምህርቲ

ምኽኣል ምጥቃም ኮምፒተር እሞ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ
ምምሃር ፣ ናይ ዲጂታላዊ ተኽእሎታት ናይ 6 ሰሙን ስልጠና ኣብ Villeurbanne ቪለርባን ምስ ትምህርቲ ፈረንሳን ዲጂታላውን

ምርካብ ስልጠና ን développement web ስልጠና ንምዃን
ሞያ ዌብ ዲቨሎፐር ንምርካብ ናይ 7 ሰሙን ስልጠና (ቴክኒካዊ + ፈረንሳ) ስልጠናን ናይ ምድላው ወብሳይት ዘጠቓለለ ስልተና ይህብ

ናይ ስልጠና መደብ ኣብ ኦንላይን ሓድሽ ክእለት ንምጥራይ
ምስ OpenClassrooms, ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ደኽእለኩም 100% ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,

ናይ ዌብ ዲቨሎፕመንት ኮርስ ውሰድ
ክልተ ናይ ስልጠና መደባት (መሰረታውያን ኣብ IT፡ ስራሕ-መጽናዕቲ) ስራሕ ዌብ ዲቨሎፐር ንምምሃር

ኮንስዮ ስልጠና ናይ ኣይቲ ምስ ኮምፒተር ዝተኣሳሰር
ሓበሬታትን ኣጠቓቅማን ስልጠና ናይ ኢንፎርማቲክ ምስ ኮምፒተር ዝተኣሳሰር ኣብ መዓልታዊ ሂወትና ናይ ዓውደ ሞያ

ብ ፖአምልዋ Pôle emploi ዝምወል ናይ ኦን ላይን ትምህርቲ ንምርካብ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉ

ልዑል ዝኾነ ናይ ዲጂታል ቴክኒክ ስልጠና ምውሳድ
ሓደ ስልጠና ናይ RNCP 5 (bac+2) ጎድኒ ጎኒ ምፍርራቕ ስራሕን ትምህትርቲን

ናይ ኣይ ቲ ፣ናይ ኢንተርኔት ክኢላ ንምዃን l'Îlde-France ዝውወሃብ ስልጠና
ስልጠና (Titre RNCP)እናተከፈላካ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር ዕድል ንምስታፍ ኣብ-ኢልደ-ፍራንስ ወይ ፓሪስን ከባቢኣን ንዝደልዩ

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ንምርካብ ኣፍልጦ ኣቐዲዲሙ ንዝንበረኩም ዲፕሎም (ENIC-NARIC)ኤኒክ-ናሪክ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርትኻ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማኻ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምህላው ናይ ውልቂ ሕሳብ ናይ ስልጠና (CPF)
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።

ምርካብ ስልጠና ሓፈሻዊ ሓኪም: ወይ ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን
ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን ዘኽእል ስልጠና ምርካብ ኣብ ሆስፒታል እናተኸፈልኩም ንኽትሰርሑ ልምምድ ዝሰርሕ ተማሃራይ ደረጃ ይህልወኩም።
ስራሕ ዘትሕዝ ሞያዊ ስልጠና ንምርካብን ዘአኽእል ስልጠና ውሰዱ
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ

ምርካብ ስልጠና ን ስራሕ ምኽሻን መግቢ
ምስልጣን ኣዋርሕን ፈረቃን ዝጸንሕ ዝወሃብ ስልጠና ግዜ 6 ናይ ስራሕ ፣ ምኽሻን ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ሰልጠና

ስልጠናን ስራሕን ኣብ ዓውደ ህንጻ ንምርካብ
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።

ስልጠና ኣብ ሞያን መሸጣን ምውሳድ
ስልጠና ኣብ ሞያን መሸጣን ምውሳድ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ስልጠና፡ ነጻን ዝኽፈልን።
