ናይ ኣይ ቲ ፣ናይ ኢንተርኔት ክኢላ ንምዃን l'Îlde-France ዝውወሃብ ስልጠና
ምስ ኦፐን ክላስሩም OpenClassrooms
እንታይ ኢዩ?
እዚ ስልጠና እዚ ኣብ ኦን ኣይን ፣ ካብ 7 ክሳብ 12 ኣዋርሕ እዩ ዝጸንሕ።
ናይ ቀጻሊ ስራሕኩም፣ ኣዝዩ ዘስርሕ እዩ። ካብ እቶም 16 formations,ኣብ ቴትኩም ኴንኩም ብምክትታል፣ ሓድሻ ናይ ስራሕ ናይ ምቕያር ዕድል ዝኸፍት'ውን'ዩ።
- ፓይ ሮል ፣ ወይ ናይ ኣከፋፍላ ስርዓት Gestionnaire de paie
- ናይ ንግዲ ኣገባባትAttaché commercial
- ናይ ወብሳይት ኣማዕባሊ Développeur web / d'applications ንምዃን
ንምፍላጡ ኣገዳሲ!
ን ኽትምዝገቡ 3 ነገራት ምምላእ ይግብኣኩም:
> ኣብ ፖለምልዋ ምምዝጋብ
>ኣብ ኢልደፍራስ ምንባር Ile-de-France
> ወብ ካም ዘለዎ ኮምፑተር ምህላው፣ ን ዝሰርሕ ኢልተርኔት ምህላውን
ብዛዕባ እዚ ኣብ ፍረንች ኣንፎ ሓበሬታ ኣለኩም:https://oc.cm/oc-ref-info
ንመን ኢዩ ፧
ካብ 7 ክሳብ 12 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ካብ 7 ክሳብ 12 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሓደ ስልጠና 100% ነጻን፣ እትኽፈልሉን
እቲ ብ ናይ ኢልደፍራንስ ናይ ፖለምፕልዋ እናተመወለ ዝወሃብ ስልጠና እዚ፣ (ን ኣብ ፖለምፕልዋ ዝተመዝገቡ ነበርቲ ኢልደፍራንስ ዝምልከት እዩ።).
ናይ ምኽፋል ተኽእሎ እውን ኣሎ ከከም እቲ ኩነታት ናይቲ ሰብ ኣብ ግምት ዘእተወ ኮይኑ ተመዲቡ ኣሎ።
ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዘኩም፣ ስልጠና ንምርካብ
ኡሎም ስልተናታት ፣ ከም ናይ (titres RNCP de niveau Bac +2 à Bac +5). ናይ ዩኒቨርስቲ ዝዳረጉ እዮም ።
ብቕዓት ዘለዎ ስልጠና ን ምክፋል ምስ እትደልዩ፣ ኣብ ስራህኩም ዘዐውት ምህሮ ምእንቲ ክትቀስሙ ዝዓለም እዩ ስልጠናና።
ሓደ ስራኽ ዝርከበሉ ስልጠና ንምውሳድ
እቶም ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ስልጠናን ንምርካብ ክሕግዝኹም እዮም
ከከም ዝሰማምዓኩም ናይ ስራሕ ሰዓታት ዝከይድ
እብ ቅድሚ ኮምፑተርኩም፣ ከይተንቀሳቐስኩም ። ሓድሽ ብቕዓትን፣ ክእለት ን ቀጻሊ ሞያኹም እተጥርይሉ ዕድል ተጠቐምሉ።
እቶም ሓገዝዝቲ ዶክሜንታት ወትሩ ኣብ መስመር እዮም.
ኣብ ዝጠዓመኩም እዋን፣ ባዕልኹም እትውጥንዎ ናይ ስራሕ መደብ
ን ነሲ ወከፍ ስልጠና ዝወሃብ ቅድመ ኹነት ዝተፈላለየ እዮ
- ገሊኦም ስልጠናታት ብዙሕ ቀጥዒ ዘይሓቱ (እዚ ማለት ብ ዘይ ዲፕሎም እውን፣ ክትጽንትሳተፍዎ ትኽእሉ ኢኹም) : ን ኣብነት ስልጠናታት ናይ Marketing ን Data Analyst
- ገለ ስልጠናታት ናይ ሃይስኩም፣ ወይ ናይ bac + 2 ou bac + 3 :ምስ ንግዲን፣ ሳይንሳዊ ዳታን ዝተተሓሓዘ Data Scientist ሰርቲፊኬት ዝጠልብ እዩ።
- እንተደኣ ፈረንሳ ቋንቋ መበቂልኩ ዘይኮይኑ፣ ናይ ፈረንሳ ብቕዓትኩም B2 ክኸውን ኣለዎ
- ዝተወሰኑ ስልጠናታት ንምስታፍ ቴክኒካዊ ብቕዓት ኣገዳሲ እዩ
እቲ ኩሉ ረቛሒታት ዝርዝር ርከብዎ oc.cm/oc-ref-info
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ሓበሬታ ኣኪብኩም ፣ ናይ ተለብ ሰነድኩም ስደዱ
1.ን ሓፈሻዊ ስልጠና ዝምልከትኣኼባ ንምስታፍ : https://app.livestorm.co/openclassrooms-1/partnership-oc (ዕለት ምረጹ )
2. ዶክሜንትኹምንምርካብ :ነዚ ዝምልከት ዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ረፍፍጂ ኣንፎ oc.cm/candidature-ref-info
- ዘድልየኩምዶክሜንታት ንምስዳድ
- ዝተፈላለየ፣ከም እኒ ፣
CV, ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ናይ ስራሕ መደብኩምን ...)
- ብ ኦላይን ፣ ኣብ ቪድዮ፣ ምስ ሰብ መዚ እቲ ስራሕ ምርኻብን የድሊ