ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1103 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት መርመራ ንምግባር
ማእከል ምክልኻል ብ ጾታ ዝመሓላለፉ ሓማማት ፣ ንምግታእ እዞም ሕማማት ን ምክልኻልን ፣ ምፍዋስን ዝዓለም እዩ

ስራሕ ንምርካብ ዘኽእል ደገፍ ንምርካብ፣
ኣብ ዞባ ኮት ዶር (Côte d'Or) ንዝነብሩ ካብ ዓሰርተ ሽዱሽተ ስጋብ ዕስራን ሓሙሽተን (16-25) ዕድመ ንዘለዎም መንእሰያት፣ ርእሶም ኣብ ምኽኣልን ስራሕ ኣብ ምርካብን ንምኽኣል ዝግበር ናይ ምስናይን ሓገዝን ዝዓለመ መደብ፣

ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ፣ ምኽሻን
መግቢኹምን ባህልኹምን ኣካፍሉ፣ ኣብ ኢንዱስትሪ ቤት መግቢ ስራሕ ድለዩን ምስ ሰባት ርኸቡን።

ምርካብ ዝምጥነኩም ገዛ
L'agence SOLIHA peut vous proposer des logements à louer dans le privé avec des loyers moins chers. እዚ ሶሊሃ (SOLIHA) ዝተባህለ ማሕበር እዚ፣ ዝካረ መንበሪ ገዛ ናይ መንግስቲ ከምኡ እውን ኣብ ናይ ብሕቲ፣ ብዝሓሰረ ዋጋ ኣብ ምርካብ ክተሓበበር ይክእል።

ብቕዓት ቋንቋ ደረጃ A2 ፈተና ንምሕላፍ
ቋንቋ ፈረንሳ ን ምምሃር / ናይ ደረጃ A2 / ቋንቋ ፈተና / DFL / ናይ ቋንቋ መጽናዕቲ

ምምሃር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲጆን Dijon ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ከተማ ዲጆን
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ኣብ ንጥፈታት ምስታፍ ኣብ ከባቢና ዘሎ ዝያዳ ብዝበለጸ ምርዳኣን ምኽኣል ኣብ ዲጆን

ን ኸተጽልሉ ምእንቲ
COALLIA ናይ ግዝያዊ መጽለሊ ኣብ ሰሙአ ኣን ኦስዮስ Semur-en-Auxois ከምኡ ኣብ ሞንታርድ Montbard ንምርካብ .

መግቢ ብነጻ ምርካብ፣
ን 24 ሰዓታት ኣብ centres du département de ኣብ ዲጆን Dijon (Côte d'Or) መግቢ ብነጻ ምዕዳል፣ ኣብቲ ጥቓ ከባቢኹም ምዕዳል መግቢ ብነጻ

ስልጠናን ስራሕን ኣብ ዓውደ ህንጻ ንምርካብ
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።

ንምህላው ብቁዕነት ኢንዱስትሪያዊ ዓውደ-ስርሓት
ንምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ኮርሳት፡ ዝኽፈልን ኣብ ዙርያ እንዳስትርያዊ ስርሓት

ምርካብ ሓገዝ ንመዓልታዊ ናብራ ንምንባር ኣብ ከተማ ዲጆን Dijon
ምስታፍ ኣብ ማሕበር "Ensemble!" ከተማ ዲጆን ኣብ ናይ ባህሊ ስፖርት ኣብ መዓልታዊ ናብራ ናይ ምስታፍ ዕድል ይፈጥር ::

ሞያዊ ርድኢትን ስራሕ ሕርሻ ኣብ ፈረንሳ ንምህላው
ኩነታት ሕርሻ ናይ ዓድኹምን፣ ናይ ፈረንሳን ፣ ማለት ኣብ (ምፍራይ እንስሳታት፣ ኣእካል , ክንክን ንህቢ,ፍረታትን ...) ብምንጽጻር እስከ ኣውግዑና።

መጽለሊን ክንክንን ንምርካብ
ማሕበር COALLIA ን ነበርቲ መንእሰያት ናይ Semur-en-Auxois ከምኡውን ናይ à Montbard ዝህቦ ኣሀልግሎት እዩ

ምርካብ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ኣብ ከተማ ዲጆን Dijon
ሓደ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ጥዕና ብ ቖጸራ ጥራይ ዝግበር መርመራ ዝዓለም እዩ።

መሰላትካ ፍለጥን ፣ ካብኡ ተረባሓይ ምዃንን
ኣብ ወረቐትካን ዲጂታላዊ ኣገባባትካን ሓገዝ የድልየኩም እንተኾይኑ ? ንዑ ኣብ ዲጆን ንራኸቡና ከነገልግለኩም ኢና።

ምስራሕ ኣብ ምህናጽ ህንጻ ንምስታፍ ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ንሳላ እዚ መደብ እዚ ስራሕ ናይ ህንጻ ኣብ des Restos du cœur 21 ብምትካብ ተቖጸሩ

ዲፕሎማ ማለት ምስክር ወረቐት ምሓዝ፣
ላ ቪ.ኤ.ኢ ዝበሃል፣ La VAE ውህሉል ተመክሮኻን ፍልጠትን ምርኩስ ብምግባር፣ ዲፕሎም ወይ ናይ ስራሕ መለለዩ ወይ ማዕረግ ንኽህልወካ ዝገብር ፍሉይ መሰል ዘውህብ ዓንቀጽ እዩ።

ስራሕ ንምርካብ ዘኽእል ስልጠና እናተከፈልና ንሰልጥን
E2C ን ካብ ስራሕን ትምህርቲን ዓለም ርሒቖም ንዘለዉ ሰባት፣ ናብ ስራሕን ንኽምለሱ ዘኽእል መደብ እዩ።
