Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪምምሕዳርምስ Avec le GEIQ BTP Bourgogne Franche-Comté ኣብ ናይ 8 ክፍልታት

ስልጠናን ስራሕን ኣብ ዓውደ ህንጻ ንምርካብ

ምስ ምስ Avec le GEIQ BTP Bourgogne Franche-Comté

Geiq BTP Bourgogneኣዳላዊ Geiq BTP Bourgogne , IPeR-ACTIFS 21, CROIX ROUGEኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 mois

እዚ ኣብ ቡርጎኝ (Le Geiq Bourgogne) ኣብ ህንጻ ስራሕ ኽትሰርሑ ንእትደልዩ ኩሉኹም ኣብ ህዝባዊ ናይ ህንጻ (BTP ) ስራሕ ክረኽበልኩም ዝኽእል ትካል እዩ።

ኣብ ልዕሊ እዚ መደብና እዚ ማለት ኣብ ትምህርቲ፣ ወይ ስልጠናን፣ ኣብ ስራሕን እንዳፋረቑኩም እትሰርሑሉን ንነፍሲ ወከፍ ሰራሕተኛ ዝሰማማዕን ዝጥዕሞን ነተን ኣስራሕቲ ናይ ህንጻ ትካላት ድማ ምስቲ ንሳተን ዝደልያን ዝሓተኦ ናይ ስራሕ መምዘኒታትን ጠለባተንን ዝኸይድ፣ መደባት ኣዳልዩልኩም ኣሎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ገይክ በተፐ ቡርጎኝ (Le Geiq BTP Bourgogne) ዝተባህለ ትካል፣ ምስ ኣብዚ ሞያ ህንጻ፣ ሰራሕተኛታት ክቖጽሩ ዝኽእሉ ኣስራሕቲ ወይ ሰብ ትካል የራኽብን ብኻልእ ኣገላልጻ ድማ ምስቶም ስራሕ ዝ ህቡኹም ሰብ ትካል ኣካላት ብቐሊሉ እትራኸቡሉ መንገዲ የጣጥሕን፣ ንምርኻብኩም ኣፍደገታት የርሑ ማለት እዩ።

ካብዚ ስልጠና ሓደሽቲን ልዑል ብቕዓት ሞያ እተጥርይሉ ዝዓለመ መደብ ውዕል እዩ።

ምርካብ ሓደ ኣማኻሪ፣ እዚ ኣብ ምሉእ ስልጠናኹም ድሕሪኡን ኣብቲ ትካል ክድግፈኩም እዩ ፈተናታትኩም ክትሓልፍን ስራሕ ክትረክብን ክሕግዘኩም ዝዓለመ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ቆጸራ ንምግባር ኣብዚ ምስ ጠወቕምዎ ዝርዝር ኣለኩም ንዕኡ ምልእዎ formulaire.

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
abrhamabrhamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
hichamhichamተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
iryna_vyhodianskairyna_vyhodianskaተርጓሚ/ሚት
geiq btp bourgognegeiq btp bourgogneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles