Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ቨንገርስ ሞንድ

Vergers du Monde
ኣዳላዊVergers du Monde

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ 6 ን 12 ዘሎ ወርሒ

ሞያዊ ርድኢትን ስራሕ ሕርሻ ኣብ ፈረንሳ ንምህላው

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እንታዩ’ዩ ?

  • ኣብ ወግዒ ሓረስቶስ ምጽንባር :ከም ሰብ ሞያ ሕርሻ መጠን ተምክሮኹም ንምክፋልን፣ ኣገባብ ማሕረስ ኣብ ፈረንሳ ሕቶታት ንምቕራብን ምእንቲ ክትክእሉ።
  • ዝተፈላለየ ናይ ሕርሻ ቦታታት ዑደት ንኽትገብሩን ማለት ኣብ ፣ ምርባሕ ኣንስሳ፣ ክንክን ኣናህብ (ናይ መዓር ንህቢ), ክንክን ጃርዲን (ፈረታትን ኣግራብን ), ምፍራይ ኣሕምልቲ (ፍረታትን ኣሕምልቲን )...
  • ናይ ሃገርኩም ዘሎ ኣገባባት ወይ ቴክኒክ ንምክፋል
  • ምትእትታውን ስራሕ : ናይ ተመክሮ ዘቕስመኩም ዕድል ንምርካብ፣ ወይ ፈተነ ስራሕ፣ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ንምስታፍ መታን ክትክእሉ ።

ነፍስ-ወከፍ ፣ ተሳታፋይ እዚ መደብ፣ ኣብ ዘድምዓሉ ዓውዲ ሕርሻ ንምስታፍ፣ ከም ድሌትኩ፣ ዕላማ ስራሕን ዝሰማማዕ ኣሰልጣኒ፣ ንምርካብ ንኽእል።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣብ ደገ ምስራሕ ትፈትዉ
  • ባህሪያዊ ነገር ትፈትዉ
  • መሳርሒታት ምጥቃም ትኽእሉ
  • ተበግሶ ኣለኩም

ምስ ኣብ ኣከባቢኹም ዘለዉ ሓረስቶስ ብምርኻብ፣ ናይ ዓውደ ሕርሻ ክውንነት ንምፍላጥ ዕድል ክህልወኩም እዩ፣ ጥበብኩምከተካፍሉ ክትክእሉ ኢኹም።

እንተደኣ ተገስነት ሃልይኩምን ፣ እቶም ሓረስቶስ ቦታ ሃልይዎምን, ምስ ድሌትኩም ዝኸይድ ኮይኑን፣ ኣብ, Vergers du Monde ንምስራሕ ተወዳዳርቲ ኴንኩም ንምቕራብ ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

ካሚ ብሩ Camille Bru, ዝተባህለት ኣብ ቦርጎኝ Bourgogne ከባቢኣን ዘለዋ ናይ ሓረስቶስ ማሕበራት ሓላፊት ፕሮጀክት፣ ብኢመይል ቴልፎንን ፣ ምርካብ ይከኣል እዩ።

  • Par mail : camillebru@vergersdumonde.net
  • Par téléphone : 06 56 66 75 75
ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

marianne georgesmarianne georgesምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
nadiyanadiyaተርጓሚ/ሚት
vergersdumondevergersdumondeተርጓሚ/ሚት