ምርካብ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ኣብ ከተማ ዲጆን Dijon
ምስ ኣሹራንስ ማላዲ l'Assurance maladie
ኣዳላዊ Centre d'Examens de Santé de l'Assurance Maladie Côte d'Or ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansማእከል ምርመራ ጥዕና ናይ Dijon ሓደ ምሉእ መርመራ ብነጻ ንኽትገብሩ እዕድመኩም፣ l'Assurance maladie ብምትሕብባር
በዚ ድማ ክ፣ ኣብ ዝተፈላለየ እዋን መርመራ ናይ ምግባር ክሰብሉ :
- ናይ ደም ምርመራ ,
- ናይ ደም ጸቕጢ መርመራ
- ናይ ምስማዕን ምርኣይን መርመራ
- ናይ ልቢ
- ናይ ኣስናን ወዘተ,መርመራታት.
ኩልምሉ ነጻ፣ እዚ መርመራ እዚ ፣ ን ኹሉ ሰብ ዝኸውን መርመራ ኮይኑ፣ ን ነብሲ ወከፍ ሰብ ከከም ዕድመ ጾታን፣ ካልእን ረቛሒታት ዝኸይድ ኮይኑ፣ ንዕኡን ን ቤተሰቡን ዘተቓልል እዩ።
እቶም ናይ ሕክምና ሰብ ሞያ፣ ን ኽሰምዕኹምን፣ እንተደኣ ናይ ጥዕና ጸገም ሃልይኩም ድማ ፣ ዝግባእ ምኽሪን ሓቤታን ንኽህብኹምን ዘግብር ኣገልግሎት እዩ።
ክትፈልጥዎ ዘለኩም ኣብ እዋን መርመራ ብጾምኩም፣ ማለት ከይበላዕኩም ምጹ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
Vነዚ መርመራ እዝን ንምግባር ፣ ካርድ ቪታል ክህልወኩም ኣለዎ.
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
1D Boulevard de Champagne, 21000 Dijon, France
03 80 76 21 50
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
mesoተርጓሚ/ሚት
chachou71ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyተርጓሚ/ሚት
line morhainኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianne georgesተርጓሚ/ሚት