ምርካብ ዝምጥነኩም ገዛ
ምስ ምስAvec SOLIHA AIS 25-21

L'agence immobilière sociale de SOLIHA peut vous proposer des logements à louer dans le privé avec des loyers moins chers.
እዚ ትካል እዚ፣ ንተኻረይቲ: ዝተፈላለየ ገዛውቲ ከምኡ እውን ብዝተፈላለየ ዋጋን ዓቐንን ዘለዎም ገዛውቲ የካትት።
እቲ ዕማላ ነይዚ ትካል እዚ ድማ ድማ ፣ ነቶም ኣብ ብቑጠባ ንዘይደልደሉን ጸገም ዘለዎን ሰባት ኣብ መንበሪ ቤት ንምርካብ እዩ። ( ዕድል እዚ ተዋሂብዎም ከኣ: ካብ መጻምደን ሽግር ዝወረደን ደቀንስትዮ፣ መንበሪ ገዛ ዘይብሎም ግዳም ንዝሓድሩ ሰባትን፣ ከምኡ እውን ኣብ ሓደገና ዝኾነ መንበሪ ንዝነበሩ ዝነበሩ ሰባትን ወዘተ ወዘተ እዮም )
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ












