ብሕሱር ዋጋ ምግዛእ
ምስ ኣብ ናይ ኢስፐስ ሶሻል l'Épicerie Sociale
እንታይ ኢዩ?
L'Épicerie Sociale EPIMUT ሓደ ን መዓልታዊ ናብራ ዝጠቕሙ መግብታት (መግቢ ፣ ናይ ጽሬት ነገራት ፣ ናይ ገዛ ኣድለይቲ ነገራት ፣ ከምኡውን ክዳውንቲ ) ካብ (de -70% ክሳብ -90%) ኣብ ክልተ ቦታታት ማለት ኣብ Montbard ከምኡ ውን Quetigny.
ከምኡእውን፣ እውን ቀመማ ቀመማት EPIMUT ከምኡ እውን ብ ቐጻሊ ፣ ኣብ ምትሕጋዝ ናይ ቤት ጽሕፈት ስርሓት ይሕግዝ
ከምኡ ኣውን ናይ ሓበር በዓላት ብ EPIMUT :ዝተዳለወ ናይ ምኽሳን መደባት ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ካብ : -70% ክሳብ -90% ጽበጽሕ ናይ ዋጋ ምጉዳል
- ስጋ ፣ ዓሳን ስጋን ,
- ናይ ጸባን ውጽኢቱን ,
- ኬክ ወጊ ኬኽ
- ዝበረዱ ምግብታት
- ድሩቓት ኣዝርእቲ ከም እኒ (ሩዝ ፣ ፓስታ፣ ሕሩጭ፣ ሹኬር ...),
- ናይ መተሓኣጸቢ ናገራት (ናይ መሕጸብ ኣቑሑ ...),
- ናይ መሕጸብ ነብሲ ነገራት (ገል መሕጸብ ነብሲ ፣ሻምፖ ...).
ኣብ ምምሕያሽ ማሕበራዊ ምትሕግጋዝ
ኣባላት d'EPIMUT ንም ግልጋልኩም ይጽበይኹም ኣለዉ
ንምምሕያሽ ማሕበራዊ ይህወት
ብ ማሕበራዊ ምትሕግጋዝ EPIMUT, እንተደሊኹም፣ . ን ኣብነት ፣ ምኽሻን ፣ ጉዕዞ ፣ ኤግዝፖዝሽን ...), ኣብ ጁጃ ዝተባህለ ቦታ ምጉኦኣዝ Jura, ወዘተ
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ብ ማሕበራዊ ሓገዝ ምኽሳብ
ምስ ኣባላት መሕበራዊ ኣገልግሎት ንምርኻብ (ናይ ዞባዊ ምምሕዳርን , CCAS, ዲጆን Dijon Métropole,ኮኣልያ Coallia, ኣዶማAdoma, ቀይሕመስቀልCroix-Rouge, ኣኮደጅAcodège, ኣደፎAdefo...).
ምስ ኣባላት ማሕበር d'EPIMUT ተረኸቡ
ምስ ኣባላት d'EPIMUTንምርኻብ ኣድራሻ ካብ እዚ ካርታ ብምውካስ (ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ eሰኦኣታት 9h ክሳብ 12h30 ከምኡ ውን 13h30ን 17 ምጹና ).
- Pተኤፎንና : 03.80.46.89.49 ou 03.58.02.10/02
- ኢመይልና : epimut-quetigny@mfbssam.fr ou epimut-montbard@mfbssam.fr