ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Foyer Jeunes Travailleurs Coallia
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኣበይ ?
መጽለሊን ክንክንን ንምርካብ
እንታዩ’ዩ ?
ማሕበር COALLIA ን መንእሰያት ነበርቲ Semur-en-Auxois ኣብ Montbard.
እቲ F.J.T. (መጽለሊ ናይ መናእሰይ) ሓደ መጽለሊ ን መሐገዚን ዝጠቕም ቤት እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
እቲ መንበሪ ስቱድዮን ናይ ስፍሓት 21 m² ዘለዎ፣ ኮይኑ ብዘይ ተለቪጅን ን ስንኩላን ዝከውን ምቹእ ነገር ዘይብሉን እዩ።
ከምኡ ውን ናይ wifi ኣገልግሎት ኣይህብን.
ነፍሲ ወከፍ፣ መንበሪ ጣውላ ሰድያ፣ ምስ መሕጸብ ነብሲን ፣ መቐመጥ ክዳውንቲን , መኸሰኒን ፣ (ዓራት፣ tጣውላ፣ኮሞዲኖ፣,ከረዴንሳ፣ መስቀሊ ጃኬትን ዘጠቓለለ እዩ).
እቲ መደቀሲ ድማ፣ ን ኣብሶላ፣ ኮቦርታ፣ መተርኣስ፣ ዘለዎ ኮይኑ፣ ኣንሶላን ናይ መትርኣስን ኣኣብ 15 መዓልታት ይቕየር
- ሓደ መሕጸቢ ( ማሽን ናይ ክዳን ፣ መስጥሒን )
- ናይ ሓበሬታን መወከሲን ፣ ረሰብሽን ዘለዎ
- ናይ ውልቂ ፓአኪንን
- ናይ ጽገና መውሃቢ ነገራት መቓምጢን ከልእን ይርከቦ d
ኣሲስታንስ ሶሻል እውን ኣለውኹም ኣብቲ ቦታ፣ ን ዝተፈላለየ ናይ ቤት ጽሕፈት ነገራትኩም ንምስላጥ
- ን መሰላትኩም ምጥቃም
- ን ጥዕና
- ን ሞያ
- ባህላዊ ንጥፈታት
- ቀዋሚ ገዛ ንምርካብ
- ና ባጀት ኣተቓቕማ ንምኽኣል
- ናይ ውልቅኹም ገዛ ንምህላው
እቶም ንጥፈታት ብ ነበርቲ እቲ ህንጻ ዝደሎ እዩ፣ .ንኽትሳተፉ ድማ ነጻ ኢኹም
ከመይ ንገብሮ?
ን ምጥላብ። ነዚ ምልእዎ
ናብ ኣድራሻና ብ ኢመይል ወይ ብ ፖስጣ ስደድዎ
bruno.landri@coallia.org ኢኩም ወይ residence.semur@coallia.org
ብ ቐጥታ ኣብ ኣብ 43 Bis, rue de Vigne 21140 Semur-en-Auxois ሕተቱ
=> ብ ቴለፊፎንና : 03.80.97.10.22 ደውሉ
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ