ን ኸተጽልሉ
ምስ ኣብ ረዚደንስ ሶሻል ኮልያ Résidences sociales Coallia

ን ኸተጽልሉ

ምስ 
ኣብ ረዚደንስ ሶሻል ኮልያ Résidences sociales Coallia

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ19 mai 2021

እንታይ ኢዩ?

ማሕበር COALLIAን ነበርቲ Semur-en-Auxois ምስ Montbard ግዝያዊ መንበሪ ገዛ ( ሓደ T1, ክልተ T2, ሰለስተ T3,ኣርባዕተን T4,ሓሙሽተን T5) ክፍልታት ን ኣብ ሽግር ንዘለዉ ሰባት ግዝያዊ መጽለሊ ንምርካብ ይሕግዝ።

ንመን ኢዩ ፧

ግዜ

እንተነውሐን ን 2 ዓመታት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ግዜ

እንተነውሐን ን 2 ዓመታት

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

መነበሪ ገዛ ንምህላው

እቲ ገዛውቲ ምስ ኣቁሑቱ ኣኳን ኣንተኾነ፣ ተሰበርቲ ጣሳታት ኮነ ተለቭጅን ዘይብሉ፣ ንስንኩላን ንኽዕጥሞም ድማ ሊፍት ዝለዎን እዩ

ናይ ውፊ ኮነክሽን እውን የብሉ፣

ሰድያን ጣውላን መሕጸብ ነብሲ፣ መቐመጢ ክዳንን ኣቁሑትን ፣ እብ ጸግዒ እቲ ኽሽነ መኸሸኒ ቦታን ፣ ኣብ መደቀሲ ድማ (ዓራት ፣ ጣውላ፣ ኮሞዲኖ፣ መቐመጥ ክዳውንቲ ፣ መንጠልተል ጃኬት ዘለዎን ).ዘለዎ ኮይኑ

እቲ ናውቲ ዓራት ድማ ነፍሲውከፍ 15ዝቕየርን ንጹህን እዩ።

ን ተገልገልቲ ብዝጥዕም ኣገባብ

- ናይ መሕጸቢ ክዳን ድማ (መሕጸቢ ፣ መንቀጺ )

- ሓደ ናይ ሓበሬታመወከሲን መራከቡን ቦታ

- ፓርክ አይ ስፍራ ኣታኽልቲ

- መሰረታዊ ኣጋልግሎት ጽገና ፣ ምምላእ ኣድለይቲ ነገራትን

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ንምሕታት እዚ ገዛ ፣ ቀጥዒ ምልኡ

እቲ ዝምላእ ቅጥዒ ኣብዚ እነሀለኩም ፣ ጠውዕዎ

https://www.coallia.org/wp-content/uploads/2019/10/formulaire_demande-de-logement_coallia_2019_mentions_legales-1.pdf

ሽዑ ስደድዎ

ናይ መነበሪ ገዛ ጠለብ ኣቕርቡ

ኣድራሻና la Résidence Coluche située au 43 bis, rue de Vigne 21140 SEMUR-EN -AUXOIS

=> ቴለፎንና 03.80.97.10.22 እዩ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
6 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Résidences Coallia