ቋንቋ ክእለት A2 /ፈተና ምሕላፍ
ምስ ለ ዲስፖስቲፍ ደ ፎርሜሽን le Dispositif de Formation Linguistique (DFL)

ቋንቋ ክእለት A2 /ፈተና ምሕላፍ

ምስ 
ለ ዲስፖስቲፍ ደ ፎርሜሽን le Dispositif de Formation Linguistique (DFL)

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ29 sept. 2021

እንታይ ኢዩ?

እዚ ናይ (DFL) ብ BFC ዝተመወለን ነጻን እዩ

እቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ኣብ Côte d'Or (Dijon, Chenôve, Quetigny, Beaune, St. Jean de Losne, Montbard, Semur-en-Auxois, Châtillon-sur-Seine, etc.)

ገምገማ ናይ A2 ን ዝግባእ ናይ ስልጠናን (DAQ) ፣ ብሳላ ምትሕብባር l'insertion en Côte d'Or ኣብ ተግባር ዘውዕልን እውን እዩ።

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ግዜ

ሰዓታት 600 ናይ ትምህርቲ መደብ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

21 - Côte-d'Or

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ግዜ

ሰዓታት 600 ናይ ትምህርቲ መደብ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ምህናጽ ቋንቋ ፈረንሳ ብ ዕቱብ ስርሑ

ናይ A2 ናይ ቃልን ጽሕፈንት ክእለትኩም ኣደልድሉ

ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ንምምላኽ ንዑ ምሳና ተመሃሩ

ደረጃታት A1.1 / A1 / A2 ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ንምሕላፍ

ብ ጉጅለን ብ ሓባርን

8 et 12 stagiaires maximum / 30 groupes sur Dijon et toute le département.

Différents modules de formation adaptées à chaque stagiaire. Les formateurs sont sensibilisés à la pédagogie différenciée.

ሓደ ሰርቲፊኬት ንምሓዝ

እቶም ሰልጠንቲ ናይ DFL ኣብ መወዳእታ ናይ ናይ ስልጠንኦም ፣ TEF (ፈተና ገምጋም ን ቋንቋ ፈረንሳ ) ን ናይ ነባርነት ካርድ፣ ከምኡ እውን ናይ ምሕታት ዜግነት፣ ከምኡውን ንምቕጻል ላዕለዋይ ደረጃ ስራሕን ካልእን ክጠቕም ዝኽእል ሰርትፍኬት ምሓዝ።

ብ ኣዝዩ ሓጋዚ ሰብ ምሕጋዝ

ሰልጠንቲ ከከም ደረጃ ክእለቶምን ክበጽሕዎ ዝደዩ ዓውድታትይ ዝሰማማዕ ናይ ደረጃ ክእለታዊ / ኣስራሒ / ን ስራሕ መቑጸሪን ፣ ን ስራሕ መፈተሺን ዝኸውን ካልእን ዝዓለመ ክኸውን ይኽእል ። ).

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ተመዝገቡ

ን ኣማኸርቲ ናይ ፣ ፖልምልዋ፣ ሚስዮን ሎካል፣ ሲኣፔ ኣምፕልዋ፣ ወይ ou tout ን ስደተኛታት ዝሕግዛ ማሕበራት ምዝጉባት ምስ እትኾኑ፣ fiche navette ነዚ ቀጥዒ ብምምላእ ስደድሉምና : dflbfc2019@gmail.com

ደውሉልና

ብ 09 80 77 60 68 ን ቆጸራ

ን ሓድሽ ናይ ምስልጣን መደብ፣ ዝኸውን ምዝገባ ንምስታፍ በዚ ደውሉልና.

ብ ቐጥታ ምጹና

ኣብ ኣድራሻና 20 rue de l'Egalité, 21000 DIJON ን ቆጸራ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
9 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
LBFC

Ligue de L'Enseignement BFC