Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ሻንትየ ኣንሰርት ናይ Restos ኣብ Cœur 21

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ 4 ን 24 ዘሎ ወርሒ

ኣበይ ?

ኣብ ስርሓት ምህናጽ ህንጻ ንምስታፍ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

እንታዩ’ዩ ?

Les chantiers d'insertion ሓደ ማሕበር ናይ Restos du Cœur de Côte d’Orእብ ዲጆን ኮይኑ፣ Dijon እዚ ዝስዕብ ንጥፈታት ድማ የሰላስል

  • ሓደ ስራሕ ናይ ጀርዲን (ኣብ ዲጆን Dijon Valmyዝርከብ) ኣብ ምፍራይ ኣሕምልቲ ዝነጥፍ ፣ Tኩሎን ናይ ኣሕምልቲን ፍረታት ዘከፋፍል ኮይኑ ኣብ ንጥፈታ ሕምብርቲ ናይቲ ዞባ ይርከብ
  • ሓደ ስራሕ ኣብ ፣ ምሕዳስ ህንጻ .ዝሳተፍ ኮይኑ ዕላምኡ ድማ ፣ :ምሕዳስ ናይ እቲ ናይ መከፋፈሊ ምእከል እቲ እኳ ኣብ Restos du Cœur, ዝርከብ እዩ፣ ከምኡ እውን እቲ ማሕበር ምስ ተጻመድቲ ወይ መሳርሕቲ ትካላት ብምዃን ካልኦት ቦታታ ስራሕ ይህብ እዩ።

እቲ ናይ ስራሕ ምስኳዕ ናይ ናይ ረስቶራንት ደ ከር ን ደለይቲ ስራሕ ዝዓለም እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ነፍስወከፍ ተቖጻሪ ሰራሕተኛ ፣ሓደ ናይ ስራሕ ኮንትራት እቲ እኳ (CDD) ዝፍለጥ ይህልዎን (26 ሰዓታት እብ ሰሙን ድማ ይሰርሕ).

ሰዓታ ስራሕ ካብ 7 h 15 ክሳብ 12 h 30, ክዝብ ሰኑይ ክሳብ r ዓርቢ እዩi.

እቶም ሰራሕተኛታት ናይ Restos du Cœur ከከምድላይነቱእቲ ኮንትራት ካብ (ኣዋርሕ 4 ክሳብ 24 ኣዋርሕ እንተበዝሐ ). ዝኸይድ እዩ።

እምኡ እውን እዚ መኽሰባት ርኸብሉ:

  • ናይ ስራሕ ልምዲ ምጥራይ
  • ነብሰታኣማማንነት ምዕባይ
  • ዝተፈላዩ ጸገማት፣ ናይ ምርካብ ስራሕ ዕንቅፋታ ብምስጋር (ገዛ ፣ ምርካብ ፣ ነብሰክንክን ምዕባይ፣ ባሕታውነት ምውጋድ፣ ከምድላይካ ምንቅስቓስን ወዘተ ትኽእሎኻ የዕብዮ.).
  • ጽፈት ዘለዎ ስራሕ ንምብርካት ዘኽእሉ ፣ ስልጠናታት ናይ ስራጅ ምውሳድ፣

Les salariés እቶም ሰራሕተኛታት ማሕበራዊ ህይወት ፣ ዝወሃንብ ናይ ከምኡ እውን ብ ወለለንተኛታት ናይ Restos du Cœur.ረስቶራንት ደኬር ዝህሉ ሓገዝ እውን ይኸስብሉ።

ከመይ ንገብሮ?

ብ ቴለፎን : 03 80 78 04 46

ኢመይል : ad21.siege@restosducoeur.org ou ad21.aci@restosducoeur.org

ናይ ኢንተርኔት

https://emplois.inclusion.beta.gouv.fr/ ወይ እዝን ኣብዚ ገጽ እዚ ብምጥዋቕ ici .

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
lanie456lanie456ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
claireclaireተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
restos du coeur_ad21restos du coeur_ad21ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ